@atrosirjaker: #বিশ্ব_ওলী_খাজা_বাবা_ফরিদপুরী_জিন্দাবাদ #জাকের_পার্টির_মহামান্য_চেয়ারম্যান #zaker_party🇧🇩 #জাকের_পার্টির_বাংলাদেশ #জাকেরপার্টিছাত্রফ্রন্ট

জাকের পার্টি অনলাইন
জাকের পার্টি অনলাইন
Open In TikTok:
Region: BD
Sunday 18 October 2026 14:00:54 GMT
249
59
3
2

Music

Download

Comments

kazi.mahabub60
Kazi Mahabub :
2026-10-18 14:16:03
0
minthu.khan0
Minthu Khan :
😂😂😂
2026-10-18 14:11:49
0
arif.hasan...7
আটরশি ফরিদপুর :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-10-18 14:13:21
0
To see more videos from user @atrosirjaker, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዝደለኻዮ ካብ ምሕሳብ ኣይትፍራሕ !!! . . ብዛዕባ ነብስኻ ክትሓስብ ምጅማር ከፍርሕ ይኸእል እዩ። ናበይ ኣንፈት ከም ዘምርሕ መን ክፈልጥ ይኸእል፡ ብዛዕባ ነብስኻ ምሕሳብ ምስቶም ኣዕሩኸተይ ቀረብተይ ከምኡውን ፈተውተይ ትብሉም ሰባት ናብ ዘየሰማምዕ መትከላትን ኩርናዕ ኣተሓሳሰባን ክወስደካ ይኸእል እዩ ። ሓደ ብኣተሓሳስባ ደገፍ ዘይብሉ ዓይነት ሱብ ውን ክገብረካ ይኽእል እዩ። ኩሉ ዝመጸኻዮ መንገዲ፡ ብኣዝዩ ዘገርም ደረጃ ጌጋ ከምዝበረ ውን ከርእየካ ይኸእል እዩ። ነዚ ኩሉ እንተታት ንጸጋም ገዲፍካ ፍርሕኻ  ኣወጊደካ ካብ ምሕሳብ ዓዲ አይትውዓል። ብሓፈሻ ሓደ ዓቢ ሓሳቢ ካብ ሙዃን  ዝዕንቅጸካ ዓቢ ነገር እንተልዩ፡ ፍሉይ ናይ ምዃን ፍርሒ እዩ ። እዚ ሓቂ እዚ ርዱእን ክንቅበሎ  ዘለናን ሓቂ እዩ፡ ነዚ ሓቂ እዚ ግና ብኣዝዩ ምዕቡልን ህዱእን ኣገባብ ክንፋለሞ ንኸእል ኢና። አብ ናይ  ሓሳብ ዓለም ፖሊስ የለን፡፡ ብውሕዱ ክሳብ ሕጂ ኣይተፈጥረን።  ዝኾነ  ሰብ እንታይ ትሓስብ ከምዘለኻ ከይነገርዮ፡ ብልክዕ እንታይ ትሓስብ ከምዘለኻ ክፈልጥ አይክእልን አዩ፡ ሰለዚ ከምቲ ክትሓስቦ እትደልዮ  ንምሕሳብ ናይ ዝኮነ ፍቻድ ክትሓትት አየድልየካን እዩ፡፡ ዝደለኻዮ ካብ ምሕሳብ ድማ ኣይትፍራሕ፡፡ thanks for reading if you like it please share , like , follow , copylink 🙏 🙏 🙏#📚📚📚📚📚📚📚📚📚mexhaf sdetena#📚📚📚📚📚📚📚📚📚🥰🥰🥰 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktokthe

About