Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@lo.que.nunca.dije74: #woman #mujer #CONTENIDO
Lo Que Nunca Dije
Open In TikTok:
Region: US
Sunday 18 October 2026 20:55:54 GMT
644
102
1
4
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
mmaayy.6 :
2026-10-18 21:58:25
0
To see more videos from user @lo.que.nunca.dije74, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#mlbb10th #allinmlbb #mlbb #phase2 #selenaas
ምሥጢረ ሥላሴ ምሥጢረ ሥላሴ ማለት ናይ እግዚኣብሔር ሓድነትን ሰለስትነትን ዝገልጽ ናይ ሃይማኖት ትምህርቲ እዩ። ሥላሴ ቃሉ ናይ ግእዝ ኮይኑ ሠለሰ› ካብ ዚብል ግሲ ዚወጸ እዩ። እግዚኣብሔር ኣምላኸ ሓደ ከሎ ሰለስተ እዩ፡ ሰለስተ ከሎ ድማ ሓደ እዩ። እዚ ማለት ድማ ሰለስትነቱ ብስም፡ ብኣካል፡ ብግብሪ፡ ሓድነቱ ኸኣ ብባህርይ፣ ብህልውና፡ ብፍቓድ፡ ብስልጣን፡ ብመለኮት፡ ንዓለም ብምፍጣርን ብምሕላፍን…ወዘተ እዩ። “እንዘ ኣሐዱ ሠለስቱ፡ ወእንዘ ሠለስቱ ኣሐዱ፣ ይሤለሱ በኣካላት ወይትዋሐዱ በመለኮት።" ከምዝበሉ ሠለስቱ ምእት። ነዚ ኸኣ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸምዚ ዝስዕብ የረድኣና፣ ዘፍ 1፡26 “ኣምላኽ ከኣ ብመልክዕና ከም ምስልና ሰብ ንፍጠር በለ።" ኣብዚ ቃል፡ ንሰለስትነቱ ከግህድ “ብመልክዕናን ከም ምስልናን ሰብ ንፍጠር" ክብል እንከሎ፡ ንሓድነቱ ንኸገልጽ ድማ “በለ” ብምባል ገሊጽዎ ይርከብ። ምኽንያቱ ብመልክዐይ፣ ብምስለይ፡ እንተዝብል ነይሩ ሓደ ኣካል ጥራይ እዩ ምበልና ኔርና። እንተኾነ ግና ገለ ወገናት ነዚ ቃል ወሲዶም “እዚ ቃል ንብዝሒ ዘመልክት ዘይኮነስ፡ እግዝኣብሔርከም ልምዲ ነገስታት ንባዕሉ ከኸብር ኢሉ ብብዙሕ ኣንቀጽ ገሊጽዎ እሰምበር፡ ንሰለስትነት ኣየመልክትን እዩ ይብሉ።” እዚ ግና ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኣባሃህላ ምዃኑ መጽሓፍ ቅዱስ የረጋግጸልና እዩ። ከመይሲ ኣብ ውሽጢ መጽሓፍ ቅዱስ ዝተጠቐሱ ነገስታት ንርእሶም ንሕና እንዳበሉ ወይ ኸኣ ብብዙሕ ኣንቀጽ ኣይዛረቡን እዮም።ንኣብነት ፈርዖን ንዮሴፍ “ኣብ ልዕሊ ኩላ ሃገርግብጺ ሸይመካ ኣለኹ” በሎ እምበር ሸይምናካ ኣሎና ኣይበሎን። (ዘፍ 41:41) ናቡከደነጾር'ውን ንኹላቶም ኣማኸርቲ ንጉስ ባቢሎን ትርጓሜ እቲ ሕልሚ ከፍልጡኒ ኣብ ቅድመይ ከምጽእዎም ኣዘዝኩ።" በለ እምበር፡ ከፍልጡና፡ ኣብ ቅድሜና ከምጽእዎም ኣዘዝና› ኣይበለን። (ዳን 4፡6) ዘፍ 3፡22 “እግዚኣብሔር ኣምላኽ ድማ፡ እንሆ ኣዳም ከም ሓደ ካባና ጽቡቕን ክፉእን ዝፈልጥ ኮነ፡ በለ።" ከምኡ'ውን ዘፍ 11:7 "ንዑ ንውረድ እሞ ቛንቛኦም ንደባልቕ በለ።'' ይብል። እዚ ቓል እዚ፡ ሓደ ኣካል ተዛራቢ፡ ልዕሊ ሓደ ኸኣ ሰማዕቲ ከምዘለዉ የረድኣና። ጸረ ሥላሴ ዝኾኑ ሰባት፡ ነዚ ኣበሃህላ እዚ ብኻልእ መዳይ ክትርጉምዎ ይረኣዩ እዮም። እዞም ወገናት ‹እቲ ዝዛረብ ዘሎ እግዚኣብሔር ክኸዉን ከሎ፡ እቶም ሰማዕቲ ኸኣ መላእኽቲ'ዮም› ይብሉ። እዚ ሓሳብ እዚ ጌጋ ምዃኑ ግና መጽሓፍ ቅዱስ የረድኣና እዩ። ከመይ'ሲ እግዚኣብሔር ብባህርዩ ድኻም ስለዘይብሉ ሓገዝ ኣይደልን እዩ። ብመሰረቱ ኸኣ ሓገዝ ዝደሊ ፍጡር እምበር፡ ፈጣሪ ኣይኮነን። ንከሃሊነቱ ደረት ዘይብሉ እግዚኣብሔር ንቕዱሳን መላእኸቱ፡ ኪዱ ከምዚ ግበሩ› ኢሉ ይእዝዝ እምበር፣ ንዑናይ ከምዚ ንግበር ኣይብልን። ከምኡ'ውን ንእግዚኣብሔር መማኸርቲ ከምዘይብሉ መጽሓፍ ቅዱስ ይነግረናእዩ። (ኢሳ 40፡12-14 ዕብ 1፡14) ዘፍ 18:1-15 “ኣብርሃም ብሃርሃረት ቀትሪ ኣብ ኣፍደገ ድንኳኑ ተቐሚጡ ከሎ እግዚኣብሔር ኣብተን ዓበይቲ ኣእዋም መምሬ ዘለዋ ተገልጸሉ። ኣዕይንቱ ቋሕ ኣበለ እንሆ ድማ ሰለስተ ሰብኣይ ኣብ ቅድሚኡ ደው ኢሎም ረኣየ። ርእይ ምስ ኣበሎም ድማ ብድድ ኢሉ ክቀባበሎም ጐየየ። ፍግም ኢሉ ኸኣ ሰገደ። ኦ ጐይታይ ኣብ ቅድሜኻ ሞገስ እንተደኣ ረኺበስ፡ በጃኻ ንባርያኻ ጐሲኻኒ ኣይትሕለፍ። ሒደት ማይከ ምጽኣልኩም እሞ ኣእጋርኩም ተሓጸቡ፡ ኣብ ትሕቲ እዛ ኦም ድማ ኣዕርፉ፡ ብባርያኹም ኣቢልኩም ካብ ሓለፍኩም ድማ፡ ቁራስ እንጌራ ከምጽኣልኩም እሞ ብልዑ፡ ብድሕሪኡ ትሓልፉ በሎም። ንሳቶም ድማ ከምቲ ዝበልካዮ ግበር በልዎ።" እግዚኣብሔር ንኣብርሃም ‹ተገልጸሉ› ዝብል ቃል ንሓድነቱ ዘመልክት ክኸውን ከሎ፡ ‹ሰለስተ ሰብኣይደው ኢሎም ረኣየ› ዝብል ድማ ንሰለስትነቱ ዝገልጽ እዩ። ኦ ጐይታይ…ጐሲኻኒ ኣይትሕለፍ› ምባሉ እግዚኣብሔር ሓደ ምዃኑ የመልክት። ከምኡ እንተ ዘይከውን ግና፡ ጐይቶተይ…ጐሲኹምኒ ኣይትሕለፉ ምበለ ኔሩ። ንሰለስትነቱ ክገልጽ ከሎ ኸኣ ከምጽኣልኩም፡ ተሓጸቡ፡ ኣዕርፉ፡ ብልዑ…› በሎም። ‹ንሳቶም ድማ ከምቲ ዝበልካዮ ግበር በልዎ› ምባሉ ኸኣ ንሰለስትነቶም ዝገልጽ እዩ። ኢሳ 6፡1-3 “ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚኣብሔር።" እዚ ሰለስተ ሳዕ ዝተጠቕሰ “ቅዱስ” ዝብል ቃል፡ ቅድስና ናይ ባህርይዩ ንዝኾነ ንሥላሴ፡ ንኣብ ንወልድ ንመንፈስ ቅዱስ ካብ መላእኸቲ ዝቐረበ ምስጋና ምዃኑ ነስተብህል። ብሓደ ቃል ሰለስተ ግዜ ምድግጋሙ ሓድነቱን ሰለስትነቱን ብንጹር የረድኣና። ትሕት ኢሉ ክልተ ሳዕ፡ ልዕል ኢሉ ኣርባዕተ ሳዕ ዘይምዃኑ'ውን ነዚ ዘረጋግጽ እዩ። (ራእ 4፡8) ነዚ መሰረት ብምግባር ድማ ሰለስቱ ምእት ቅዱሳን ኣቦታትና “እንዘ ኣሓዱ ሰለስቱ ወእንዘ ሰለስቱ ኣሓዱ፡ ይሴለሱ በኣካላት ወይትዋሓዱ በመለኮት” ብምባል ገሊጾሞ እዮም።
عاجل مقتدى الصدر يدعو الى مظاهره مليونيه ويمهل الزيدي وحكومته ثلاثه اسابيع فقط
Mụn thịt
Just 'cause he got a heart don’t mean he got a heart ❤️ deep #drake#fyp#fyoupage
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy