@riska.dita12: sengsare angenk

🦋Khiismie⚘️🦋
🦋Khiismie⚘️🦋
Open In TikTok:
Region: US
Monday 19 October 2026 06:22:57 GMT
31
4
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @riska.dita12, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዓወት እንተደሊኻ ኣብ ሓንቲ ምዓልቲ ኣይመጽእን እዩ ፡ ደረጃ ብደረጃ ቀስ ብቐስ ካብ ንእሽቶይ ናብ ዓቢ በቕሩብ እዩ ዝመጽእ ። ምናልባት ሎሚ ሰነፍ ኮንካ ይስምዓካ ይኸውን ነገራት ኣኽቢድካ ትጥምቶም እሞ ዘይትገብሮ , ዘይትኽእል ይመስለካ ይኸውን ። እዚ ግን ንቡር እዩ ኣብ በይንኻ ድማ ኣይኮነን ብዙሓት ሰባት ከምዚ ናትካ ሓሳብ ኣለዎም ፡  እቲ ፍልልይ ቀጺልካ እንታይ ትገብር እዩ ደው እንቴልካ ዝልወጥ ነገር የለን ። ትንኣስ ትዕበ  ጻዕሪ ጌርካ  እንተቐጺልካ ግን ፡  ሂወትካ ከምታ ትንኣስ ትዕበ ኢልካ ዝጀመርካያ ጉዕዞ ቀስ ብቐስ ትመሓየሽ ። ካልእ ንነብስኻ ምስ ካልኦት ኣይተነጻጽራ እንታይ ድኣ ንነብስኻ ምስ ትማሊ ኣነጻጽራ ። ጌጋታት ውድቀት ኣይኮኑን ትምህርቲ እዮም  ኩሉ ግዜ ሓድሽ ነገር እዩ ዝምህረካ ።  ስለዚ ኣብ ዕላማኻ ኣሚንካ ንቕድሚት ምኻድ ቀጽል ዘይትዕወተሉ መኽንያት ድማ የብልካን 💪💪💪💪 thanks for reading if you like it please share , like , follow , copylink 🙏 🙏 🙏#mexhafsdetena #📚📚📚📚📚📚📚📚📚🥰🥰🥰 #📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚

About