@ney.kagenou: yg g like bisulan 100 abad💜 -ml trend kh? izinn pake intro marga nca .. #fypppp #mlbb #margakagenou #nanimecreatoraogiri #masukberandafyp

Ney〆KGNKAO`𝐍𝐂𝐀᭄𝖋𝖙 𝙲𝙰𝙾᭄
Ney〆KGNKAO`𝐍𝐂𝐀᭄𝖋𝖙 𝙲𝙰𝙾᭄
Open In TikTok:
Region: ID
Friday 23 October 2026 10:50:20 GMT
59
13
1
0

Music

Download

Comments

vxz_3ll
ell. :
itu mlu
2026-10-23 11:21:16
0
To see more videos from user @ney.kagenou, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

​📍6 ድንቅታት ገዳም ደብረዳሞ ==================== ​🦎 እቲ መደያየቢ፡- ብጀንደ (ናይ ቆርበት ሓብሊ) ጥራሕ 15 ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ ፀድፊ ተንጠልጢልካ ዝድየብ እዩ። ​🏛️ ፅንዓት ስነ-ህንፃ፡- ካብ 6ይ ክፍለ ዘበን ኣትሒዙ ብዘይካ ናይ ቆርቆሮ ሕድሳት ምንም ዓይነት ፅገና ዘየድለዮ ናይ ኣክሱማውያን ጥበብ። ​🛡️ ናይ ዕንወት ተኣምር፡- ካብ ዕንወት ዮዲት ጉዲትን መሓመድ ግራኝን ዝተረፈን ብዙሓት ሓድግታት ዘዕቖበን ሓደ ኣካል ታሪኽና እዩ። ​💧 መስተንክራዊ ሆረየታት፡- ኣብ ዝባን እቲ እምባ ዝርከቡ ልዕሊ 40 ብምስጢራዊ
​📍6 ድንቅታት ገዳም ደብረዳሞ ==================== ​🦎 እቲ መደያየቢ፡- ብጀንደ (ናይ ቆርበት ሓብሊ) ጥራሕ 15 ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ ፀድፊ ተንጠልጢልካ ዝድየብ እዩ። ​🏛️ ፅንዓት ስነ-ህንፃ፡- ካብ 6ይ ክፍለ ዘበን ኣትሒዙ ብዘይካ ናይ ቆርቆሮ ሕድሳት ምንም ዓይነት ፅገና ዘየድለዮ ናይ ኣክሱማውያን ጥበብ። ​🛡️ ናይ ዕንወት ተኣምር፡- ካብ ዕንወት ዮዲት ጉዲትን መሓመድ ግራኝን ዝተረፈን ብዙሓት ሓድግታት ዘዕቖበን ሓደ ኣካል ታሪኽና እዩ። ​💧 መስተንክራዊ ሆረየታት፡- ኣብ ዝባን እቲ እምባ ዝርከቡ ልዕሊ 40 ብምስጢራዊ "ሳባ" ዝተሸፈኑ ፅሩያት ጉድጓዳት ማይ ​📜 ናይ ስም መበገሲ፡- ኣቡነ ኣረጋዊ ነቲ ብሃፀይ ገብረመስቀል ዝተሰርሐ መደያየቢ «ዳህምሞ» ስለዝበሉዎ «ደብረ ዳሞ» ተባሂሉ ክፅዋዕ ክኢሉ። 🐐 ደቂ ኣንስትዮ ክድይባ ዘይፍቀደሉ፡- ኣብ ዓለም ካብ ዘለው ገዳማት ብሓብሊ ጥራሕ ዝድየብን ደቂ ኣንስትዮ (እንስሳታት እውን ከይተረፋ) ዘይኣትዋሉን መስተንክራዊ ገዳም እዩ። ዓመታዊ ክብረ በዓል ጥንታውን ታሪኻውን ገዳም ደብረዳሞ ፅባሕ 14 ጥቅምቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ክኽበር እዩ።

About