@cats_123481: #cat #tiktoktrend #viral #fyp #foryou

Cats
Cats
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 23 October 2026 16:05:31 GMT
52884
13015
38
5241

Music

Download

Comments

mooncat1976
Lakamsani Siamese :
2026-10-24 05:13:46
59
womanofchaos
Natalia Nat :
blank mind smol bby 🥺🤏🏻
2026-10-25 01:49:39
4
vee06223
VEE :
กุดูจนตีสามมม555
2026-10-23 20:39:30
3
tradingbitcoin2026
TradingBitcoin2026 :
babies
2026-10-24 03:47:38
3
colourfulviews32
NaturePalette :
🥰
2026-10-23 17:38:46
4
rodolfo.schor.fil
Rodolfo Schor Filho :
muito fofinho
2026-10-23 16:30:27
1
morrisk609
morrisk609 :
2026-10-24 04:08:30
1
mrsharktooth
Cew Cew 🚂 :
2026-10-24 06:20:18
1
dollykhan995
Dollykhan :
2026-10-23 19:19:08
2
amelcaine2
Jade :
omg
2026-10-29 11:06:21
0
horrorworship
laisy f. :
2026-10-25 23:17:01
0
its_urbf_jeffz
Mr. Clingy :
2026-10-28 22:10:16
0
vped_yt
VPED :
2026-10-24 05:14:21
1
lowkeyloki_777
LowkeyLoki :
2026-10-24 12:39:49
1
ampiiet_che
🕸️๋࣭ ⭑𝕬𝖒𝖕𝖎𝖎⭑°.⋆༺ :
2026-10-25 21:00:58
0
alex020866
Tzica Cat 😸 :
🤝🤣
2026-10-23 18:14:47
0
vsitak
nuasho :
я придумало нове слово "мордьопель"
2026-10-24 19:31:28
0
xexe7942
น้องจ๊ะเอ๋ :
2026-10-31 17:42:35
0
naay_12367
naay_12367 :
2026-10-25 06:20:11
0
powpiw355
Powpiw :
2026-10-23 22:25:36
0
stefano.llc
stefano🐱 :
[Cuore rosso][Cuore rosso][Cuore rosso]
2026-10-23 19:10:24
0
frannart_
frannart :
2026-10-24 05:55:39
0
oukyuoukyu
Ko kwee :
@SANDAKUU🌟🌬🦦❄️
2026-10-27 23:05:13
1
soledadruizsaiz
sole :
🥰🥰🥰
2026-10-23 16:16:32
0
newtude2
user4924762366795 :
🥰🥰
2026-10-23 22:52:03
1
To see more videos from user @cats_123481, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ለማጽ ጉዕዞ የለን! ምናልባት ኵርኳሕ ዘይብሉ ምቹእ ዓራት ምግዛእ ይከኣል ይኸውን፤ ኵርኳሕ ዘይብሉ ጉዕዞ ምጕዓዝ ግን ፍጹም ኣይከኣልን እዩ። ምናልባት ዓይነት እቲ ኵርኳሕ ይፈላለ ይኸውን፤ ምናልባት እውን ኣጠማምታና በበይኑ ይኸውን። እንተዀነ ግን፡ ኵሉ እትሓልፎ ጉዕዞ ህይወት ኵርኳሕ ዘይብሉ የለን። ብቐንዱ ዓወት ማለት ተቓሊስካ ኣብ እትስዕረሉ ግጥም እምበር፡ ስያመ ጥራይ ሂብካ እትጽምብሎ ዓወት የለን። ጉዕዞ ፍቕሪ እውን ከምቲ ኵሉ ጉዕዞ ኵርኳሕ ኣለዎ! ኵርኳሕ ዘይብሉ ፍቕሪ ኣብ ስእሊ ጥራይ እዩ ዘሎ፤ ለማጽ ፍቕሪ ኣብ ሾው (Show) ጥራይ እዩ ዝርከብ። እቲ ሓቀኛ ፍቕሪ ዋጋ ኣለዎ፤ ዋጋ እውን የኽፍል እዩ። ኵርኳሕ ኣለዎ፤ ውረድ-ደይብ ዘለዎ፡ ዓቐብን ቍልቍለትን ዘካተተ ነዊሕ ጉዕዞ እዩ። ምረት ኣለዎ ልክዕ ከም ዕረ፥ ግን ድማ ኣብ ውሽጡ ጣዕሚ ዘለዎ ምረት! እሾኽ ኣለዎ ልክዕ ከም በለስ፥ ግን ድማ ድሕሪ እቲ ቅላጥ ምቁር ፍረ ዝሓዘ! ፍቕሪ ብኽያትን ሰሓቕን ዘካተተ፡ ሓጐስን ትራጀዲን ዝሓቘፈ ዓቢ መጽሓፍ እዩ። እቶም ብዛዕባ ፍቕሪ ዘለዉና ግጉያት ኣመለኻኽታታት፥ ካብቶም ናይ ሓሶት ስምዒታትናን ኣጀማምራናን ዝነቅሉ እዮም። ኣጀማምራና ክዳን ብምጽራይ፡ ጨጉሪ ብምምሻጥ፡ ደገኻን ምስልኻን ኣጽሪኻ እንከን ዘይብሉ
ለማጽ ጉዕዞ የለን! ምናልባት ኵርኳሕ ዘይብሉ ምቹእ ዓራት ምግዛእ ይከኣል ይኸውን፤ ኵርኳሕ ዘይብሉ ጉዕዞ ምጕዓዝ ግን ፍጹም ኣይከኣልን እዩ። ምናልባት ዓይነት እቲ ኵርኳሕ ይፈላለ ይኸውን፤ ምናልባት እውን ኣጠማምታና በበይኑ ይኸውን። እንተዀነ ግን፡ ኵሉ እትሓልፎ ጉዕዞ ህይወት ኵርኳሕ ዘይብሉ የለን። ብቐንዱ ዓወት ማለት ተቓሊስካ ኣብ እትስዕረሉ ግጥም እምበር፡ ስያመ ጥራይ ሂብካ እትጽምብሎ ዓወት የለን። ጉዕዞ ፍቕሪ እውን ከምቲ ኵሉ ጉዕዞ ኵርኳሕ ኣለዎ! ኵርኳሕ ዘይብሉ ፍቕሪ ኣብ ስእሊ ጥራይ እዩ ዘሎ፤ ለማጽ ፍቕሪ ኣብ ሾው (Show) ጥራይ እዩ ዝርከብ። እቲ ሓቀኛ ፍቕሪ ዋጋ ኣለዎ፤ ዋጋ እውን የኽፍል እዩ። ኵርኳሕ ኣለዎ፤ ውረድ-ደይብ ዘለዎ፡ ዓቐብን ቍልቍለትን ዘካተተ ነዊሕ ጉዕዞ እዩ። ምረት ኣለዎ ልክዕ ከም ዕረ፥ ግን ድማ ኣብ ውሽጡ ጣዕሚ ዘለዎ ምረት! እሾኽ ኣለዎ ልክዕ ከም በለስ፥ ግን ድማ ድሕሪ እቲ ቅላጥ ምቁር ፍረ ዝሓዘ! ፍቕሪ ብኽያትን ሰሓቕን ዘካተተ፡ ሓጐስን ትራጀዲን ዝሓቘፈ ዓቢ መጽሓፍ እዩ። እቶም ብዛዕባ ፍቕሪ ዘለዉና ግጉያት ኣመለኻኽታታት፥ ካብቶም ናይ ሓሶት ስምዒታትናን ኣጀማምራናን ዝነቅሉ እዮም። ኣጀማምራና ክዳን ብምጽራይ፡ ጨጉሪ ብምምሻጥ፡ ደገኻን ምስልኻን ኣጽሪኻ እንከን ዘይብሉ "ካብ ሰማይ ዝወረደ መልኣኽ" መሲልካ ዝግበር ኣቀራርባ እዩ ሳዕቤን ናይ ደሓርና። እቲ ኵሉ ግዜ እንገብሮ ረሳሕን ቀዳድን ክዳን፡ እቲ ኵሉ ግዜ እንጥቀመሉ ኣበላልዓን ኣኰላልሳን፡ እቲ ኵሉ ግዜ ንዅሉ ሰብ እንጥቀመሉ ኣዘራርባን ጠባይን ሒዝናዮም እንተንመጽእን ብእኡ እንተንጅምሮን ነይርና፦ "ጸገማት ዘይምህላው ዘይኰነስ፡ ንጸገማት ከመይ ጌርካ ትስዕሮም ኣብ ምሕባር እዩ ዘሎ ምስጢር ጽንዓት" ዝብል መረዳእታ ምሓዝና፤ ዝያዳ ድማ ምተጠቐምና ነይርና! ጽንዓት ፍቕሪ ማለት ንብድሆታትካ ከመይ ጌርካ ሓቢርካ ትቃለሶም እምበር፡ ጸገም ዘይምህላው ኣይኰነን። ከምቲ ኵሉን ኣብ ኵሉን፡ ኣብ ፍቕራዊ ጉዕዞ እውን ጸገም ኣሎ፡ ብድሆ ኣሎ። እቶም ጽቡቕ ሮማንቲካዊ ምስሊ ዘርእዩና ሰባት እውን ብድሕሪ መጋረጃ ዝነብዕሉን ዝሓምምሉን ከቢድ ጉዕዞ ኣለዎም። እቲ ምስጢር ግን በቲ ዝገጠሞም ጸገም ስለ ዘይተሳዕሩ ጥራይ እዮም ጸኒዖም ዘለዉ! ስለዚ ጸገማት ከምዘሎ እመን፤ ንጸገማት ከመይ ጌርካ ሓቢርካ ትስዕሮም ድማ ተቓለስ! ሓቀኛ ፍቕሪ ብደጋዊ ምስሊ ዘይኰነስ፡ ብውሽጣዊ ጽንዓት እዩ ዝረጋገጽ! ብዙሓት ቀይሕ ሕብሪ ጽቡቕ ክዳን ብምግባር ነታ ሓንቲ መዓልቲ ዘኽብሩ ኣለዉ፤ ኣነ ግን ንሓንቲ መዓልቲ ዘይኰነስ፡ ነተን ብዙሓት መዓልታት ክርእዩ እዩ ባህገይ! -ዘፍጥረት #ሰረት #kidanzelam #ትምህርቲ_ህይወት #ፍቕሪ #ክውንነት

About