@bj.22:

Brandon
Brandon
Open In TikTok:
Region: US
Sunday 25 October 2026 03:44:41 GMT
365
45
1
2

Music

Download

Comments

jillian_brandon
Jillian :
😌
2026-10-25 03:45:42
1
To see more videos from user @bj.22, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

↪️ሰንበት ማለት ዕረፍቲ ማለት እዩ:ዕረፍቲ ድማ ብቃል እግዚኣብሄር ማለት እዩ:እዛ ምዓልቲ እዚኣ ካብ ዝኾነ ስጋዊ ስራሕ ተቆጢብና ናይ እግዚኣብሄር ክብርን ሞጎስን እንሓስበሉ ምዓልቲ እያ:: ↪️ሰንበት ካብ ኹሉ ምዓልታታት ትዓብን ትኸብርን: ኣብርሃም ኣብ ታቦት ልዕል ኣቢልዎ ኣብ መሰዉኢ ደማ ኣኽበሮ:ሙሴ ድማ ንህዝቢ እስራኤል ብሓቂ ብሓባር ሰንበት ከብዕሉ ኣዘዞም:ቅዱስ ያሬድ እውን ሰንበት ትዓቢ ካብ ኹሉ ዕለት ይብለና:: ↪️ሰንበት ቅድስትን ክብርትን ምዓልቲ እያ                    ሰንበት ትኸብር ካብ ኹሉ ዕለት                    ሰብ ይዓቢ ካብ ኹሉ ፍጥረት⛪💚 ↪️ታሪኸይ ክትልውጥ ነገረይ ክትውድእ ትኽእል ኢኻ ጎይታ መልሲ ናይ ኩሉ ሕቶታተይ ንስኻ ኢኻ'ሞ 'ኣባኻ ምእ'ማን ፈጺመ ኣየቋርጽን እየ ።   ↪️እቲ ልቢ ሳራ ብሓጎስ ዝመልአ ኣምላኽና ንዓና እውን ካብ ሓሳብን ጭንቀትን ኣዉጺኡ ናይ ሓጎስን ስሓቅን ግዜ ይሃበና ኣሜን ((3)) ↪️ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ክርስትያን ይኹነልና ንኹላትና ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር አምላክ ምዓልትናን ለይትናን ይባርኸልና🙏✝️❤ #creatorsearchinsights #eityopyantiktok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #LongDistanceLove

About