@flex10742: #Legend🦅

FLEX🦅
FLEX🦅
Open In TikTok:
Region: PK
Sunday 25 October 2026 19:42:31 GMT
54826
4170
10
153

Music

Download

Comments

usman_ali7305
Usman Ali :
NO BODY KNOWS MY ACTUAL CHARACTER
2026-10-26 07:02:26
4
abubakarbhatti
Abu Bakar Bhatti :
2026-10-26 09:13:38
1
shahxadali313
313علی▄︻̷̿┻̿═━一🥷 :
same
2026-10-25 20:03:59
2
1234wari
👑waris👑 :
wei sei no ne sɛ bɛ tumi ne
2026-10-26 10:11:44
0
rahaman287
rahaman,😃 :
❤️❤️❤️
2026-10-26 05:14:54
1
shahzaibkhan8040
Mr Shahzaib 804 :
❣️❣️❣️
2026-10-26 10:25:02
0
simbaa.313
Believer'S...☝️ :
🔥❤️🔥
2026-10-26 01:08:17
0
sherryjigar
❣️sherry ❣️ :
❤️❤️❤️
2026-10-25 20:00:42
0
hussain.1206
Ansari king 👑👑 :
🥰🥰🥰
2026-10-26 03:35:17
0
To see more videos from user @flex10742, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ድላይካ ንምግባር ሓርነት ይህልወካ ይኾውን እዩ፤ ንዝገበርካዮ ናይ ዘይምሕታት ሓርነት ግን የብልካን! ናጽነት ከም ቃል ጥዕምቲ እያ፤ ሒዛቶ ትመጽእ መዘዝ ግን ብዙሕ እዩ።
ድላይካ ንምግባር ሓርነት ይህልወካ ይኾውን እዩ፤ ንዝገበርካዮ ናይ ዘይምሕታት ሓርነት ግን የብልካን! ናጽነት ከም ቃል ጥዕምቲ እያ፤ ሒዛቶ ትመጽእ መዘዝ ግን ብዙሕ እዩ። "ድላይካ ናይ ምግባር ሓርነት ኣሎካ" ይብሉኻ እሞ፡ "ብእትገብሮ ግን ተሓተቲ ኣይኮናን" ድማ ይብሉኻ። ዝበዝሐ ሰብ ነታ ቀዳመይቲ ቃል የድምቓ፣ ይፈልጣ፣ ይጥቀመላ እውን እዩ። ነታ "ብእትገብሮ ግን ተሓተቲ ኣይኮናን" ትብል ግን ፍጹም እዩ ዘየስተውዕለላ። እንተኾነ እቲ ዝዓበየ ትርጉም ናይ ናጽነት ኣብታ ካልኣይቲ ዝርከብ ምዃኑ እዩ! እትረፍ ግል-ሰብ፡ ሃገር እውን ናጽነት ምስ ረኸበት—በቲ ብድሕሪ ናጽነታ ዘሎ ባህሪ ዝመጽእ ሳዕቤን ተሓታቲት ንሳ ባዕላ እያ። ናጽነት ኣሎካ ማለት — ንኻልኦት ናጽነት ምኽላእ መሰል ኣሎካ ማለት ኣይኮነን! ናጽነት ኣሎካ ማለት — ነቲ እተፈቕደልካን ዝግበኣካን ናይ ምግባርን ናይ ምስትምቃሩን ሓርነት ኣሎካ ማለት እዩ። ውልቃዊ ሓላፍነት! 🛑 "ሙዚቃ ናይ ምስማዕ መሰል እንተልዩካ፡ ብሙዚቃኻ ንኻልኦት ናይ ምርባሽ መሰል ግን ከምዘይብልካ እዚኣ ውልቃዊት ሓላፍነት እያ!" ክትዛረብ ትኽእል ኢኻ፤ ድላይካ ናይ ምዝራብ መሰል ኣሎካ እንተተባህለልካ—ንሰብ ክትጸርፍ ግን መሰል ኣሎካ ማለት ከምዘይኮነ ንጹር እዩ! ከም ሕብረተሰብ ክነቕሓሉ ዝግበኣና እቲ ዝዓበየ ድኻምና፡ ናጽነት ካልኦት ኣብ ምሕላው ንጡፋት ዘይምዃና እዩ። ማሕበራዊ መራኸቢታት (Social Media) ኣባል ኴንካ ክትጽሕፍ ወይ ክትልጥፍ ተኽእሎ ተውሂቡካ ማለት፦ ንኻልኦት ከተዋርደሉ፣ ከተናሽወሉ፣ ክትዕምጸሉን ከተፈራርሓሉን መሰል ተውሂቡካ ኣሎ ማለት ኣይኮነን! እታ "ልዕሊ 18 ዓመት ክትኮውን ኣሎካ" ትብል ቅድመ-ኹነት፦ ወላ እኳ ንሕና "ሃሁ" ኢልና ንነግረካ ሕግታትን መምርሕታትን ብዙሕ እንተዘይሃለወ፡ ኣብዚ ክሳዕ 18 ዕድሜኻ ግን መሰረታዊ ዝኾነ ሕግን፣ ስነምግባርን መምርሕን ፈሊጥካ ኣሎኻ እሞ "እኹል ሰብ ኢኻ" ዝብል ትጽቢት ኣባኻ ስለዘሎ እዩ። እዚ ማለት እንታይ ክትገብር ኣሎካን የብልካን ቀዳማዊ ሓላፍነት ኣባኻ እዩ ዘሎ። ንሕና ከም ህጻን "ከምዚ ግበር፡ ከምቲ ኣይትግበር" ክንብለካ የግዲ ኣየድልየናን እዩ፤ እቲ ሓፈሻዊ መምርሒ እንተተዋሂቡካ፡ ካልእ ከም እኹል ሰብ ናይ ምውሳእ ናትካ ሓላፍነት እዩ! ስለዚ "ናጽነት" ዝብል ኣምር—ሱቕ ኢልካ ከምድላይካ ትፍልለሉ ወይ ድማ ንኻልኦት ትዕምጸሉ ዘይኮነስ፡ ከም ሰብ ንሰባት እናኣክበርካን እናተኸበርካን እትነብረሉ መድረኽ ሕድሕድ ምትሕልላው መኣዲ ምዃኑ ምስትውዓል ኣገዳሲ እዩ! "ብናጽነት ንበር — ናይ ካልኦት ናጽነት ድማ ኣይትግሃስ!" — ዘፍጥረት

About