@s_r.carrillo: #fy #famous

😜s_r carrillo 🙈
😜s_r carrillo 🙈
Open In TikTok:
Region: VE
Monday 26 October 2026 18:22:04 GMT
624
102
2
1

Music

Download

Comments

francisco..401
F.C. :
2026-10-26 18:43:56
0
jorge1212._
jorge1212._ :
2026-10-26 22:05:46
0
To see more videos from user @s_r.carrillo, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ህዝብና ዘሕደሮ ተጽዕኖ ፣ ንህዝብና ተስፋ ኣስኢኑ፡ ነቲ ናቱ ናይ ኣንድነታዊ ዕላማ ሓሳቡን ድሌቱን ጥራይ ከምዝርዕም'ዩ ክገብር ጸኒሑ።  #ህዝብና ካብ ዓለም ተለጺሉ ፥ ሓበሬታን ኢንተርነትን ዘይብሉ ጌሩ ዓፊኑ ፡ ድምጹ ዘይስማዕ፡ መሰሉ ዘይኽበርን መጻኢኡ ብኢዱ ክሕዝ ዘይክእልን ባዕሉ ክውስን ዘይክእልን ኮይኑ ክነብር ገይሩ ኣሎ። ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነት፡ ንኽብሪ፡ ንፍትሕን ንሓርነትን እዩ ተቓሊሱ። እቲ ዝነበሮ ቁጠባቂ ሕልሚ ዕላምኡ ክኣ ክሳብ ሎሚ ኣይተማልአን ብእሰያስን ስድራቤቱን ተጨውዩ ይርከብ። ናጽነት ስም ሒዛ ጥራይ እንተተረፈት፡ ህዝቢ ብፍርሒ እንተተቐይዱ፡ መንእሰያት ብዘይ ተስፋ እንተተሰዲዶም፡ እቲ መብጽዓ ናጽነት ኣበይ ኣሎ? ህዝብና ኣብ ሃገሩ ብኽብሪ ክነብር፡ ድምጹ ከስማዕ፡ መሰሉ ክረክብን መጻኢኡ ብናጻ ክውስንን እዩ ተቓሊሱ። ሃገር ናይ ሓደ ሰብ ኣይኮነትን፤ ሃገር ናይ ህዝባ እያ። ለውጢ ንምምጻእ ድማ መንእሰይ ንስለ ክብረትን መሰልን ህዝቡን ሃገሩን ክቃለስ ኣለዎ። ክብሪ መሰላት ሰብን እንስሳን ገረብን ፈሊጡ ቅድሚ ዓለም ሕጊ እንዳባ ሓጊጉ ዝናበር ህዝብና ፣ ሎሚ ብዘይ ዝኾነ ሕግን ስርዓትን ፣ መሰልን ክብረትን ፣ ብዘይ ቁጠባን ተክኖሎጅን ፣ ብእሰያስ ኣፎርቂ ከም ጊላ ኮይኑ ክነብር ትፈሪዱ ይርከብ ኣሎ። ስለዚ ዓድና ክንምለስ ንመሰልና ንቃለስ
ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ህዝብና ዘሕደሮ ተጽዕኖ ፣ ንህዝብና ተስፋ ኣስኢኑ፡ ነቲ ናቱ ናይ ኣንድነታዊ ዕላማ ሓሳቡን ድሌቱን ጥራይ ከምዝርዕም'ዩ ክገብር ጸኒሑ። #ህዝብና ካብ ዓለም ተለጺሉ ፥ ሓበሬታን ኢንተርነትን ዘይብሉ ጌሩ ዓፊኑ ፡ ድምጹ ዘይስማዕ፡ መሰሉ ዘይኽበርን መጻኢኡ ብኢዱ ክሕዝ ዘይክእልን ባዕሉ ክውስን ዘይክእልን ኮይኑ ክነብር ገይሩ ኣሎ። ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነት፡ ንኽብሪ፡ ንፍትሕን ንሓርነትን እዩ ተቓሊሱ። እቲ ዝነበሮ ቁጠባቂ ሕልሚ ዕላምኡ ክኣ ክሳብ ሎሚ ኣይተማልአን ብእሰያስን ስድራቤቱን ተጨውዩ ይርከብ። ናጽነት ስም ሒዛ ጥራይ እንተተረፈት፡ ህዝቢ ብፍርሒ እንተተቐይዱ፡ መንእሰያት ብዘይ ተስፋ እንተተሰዲዶም፡ እቲ መብጽዓ ናጽነት ኣበይ ኣሎ? ህዝብና ኣብ ሃገሩ ብኽብሪ ክነብር፡ ድምጹ ከስማዕ፡ መሰሉ ክረክብን መጻኢኡ ብናጻ ክውስንን እዩ ተቓሊሱ። ሃገር ናይ ሓደ ሰብ ኣይኮነትን፤ ሃገር ናይ ህዝባ እያ። ለውጢ ንምምጻእ ድማ መንእሰይ ንስለ ክብረትን መሰልን ህዝቡን ሃገሩን ክቃለስ ኣለዎ። ክብሪ መሰላት ሰብን እንስሳን ገረብን ፈሊጡ ቅድሚ ዓለም ሕጊ እንዳባ ሓጊጉ ዝናበር ህዝብና ፣ ሎሚ ብዘይ ዝኾነ ሕግን ስርዓትን ፣ መሰልን ክብረትን ፣ ብዘይ ቁጠባን ተክኖሎጅን ፣ ብእሰያስ ኣፎርቂ ከም ጊላ ኮይኑ ክነብር ትፈሪዱ ይርከብ ኣሎ። ስለዚ ዓድና ክንምለስ ንመሰልና ንቃለስ"!

About