@n.pittr.mz:

ĐÕN špittęr mđz
ĐÕN špittęr mđz
Open In TikTok:
Region: MX
Thursday 29 October 2026 23:08:08 GMT
1668
45
4
0

Music

Download

Comments

kevinmendez501
Kevin Méndez :
2026-10-30 02:46:43
0
mendezmireyli
Məndoza 🦃 :
😻😻
2026-10-30 00:55:45
0
gomezitos1
Gomezitos :
🥰🥰🥰
2026-10-29 23:26:16
0
user8086004544220
Yadira 😘caal😍 :
[Conmovedor][Conmovedor][Conmovedor]
2026-10-30 02:21:54
0
To see more videos from user @n.pittr.mz, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣቤት ጭካነ ንዓይስ ሃንጊ 🤔😭 ትማሊ ከቢድ ፈተና ተፈቲነ ብሂወት ዝተረፍኹላ መዓልቲ ነይራ ! ተመስገን ፈጣሪ 🙏 ትማሊ ጥቅምቲ 24 ናይ ምሸት ሰዓት 1:10 ሞባይለይ ክሕድጉ ኢድ ብኢድ ብቶኽሲ ዝተደገፈ ፈተና በፂሕኒ ። ማርያምን ብጣዕሚ እየ ሓዚነ😭 ኣነስ ኽልተ እግረይ ፓራላይዝ ፣ብንውር'ኳ ከይሸይን ብቱቦ ዝሸይን ፣ እዚ ከይኣክል ከም ሞባይል ብቻርጀር ንባዕለይ ቻርጅ እናገበርኹ ዝነብር  ሞት ዝፅበ ዘለኹ ኣብ ከበድ ስቓይን ቓንዛን ዘለኹ ሰብ እየ ። ትማሊ ደቂሰ ውዒለ ንፋስ ክውቃዕ ኢለ ሰዓት  ሓደ ናይ ምሸት ናብ ሓደ ካፌ ኸይደ ኣብ በረንዳ ምስሓደ ብፃየይ ኮፍ ኢልና ንፋስ እናተወቓዕና ለስላሳ እናሰተና እናሃለና ሰሪሖም ክበልዑ ዝኽእሉ ፀብደል 3  መናእሰይ ብባጃጅ  መፂኦም ንዓይ ዓፊኖምኒ 😭 ተመስገን ሳላፈጣርን ሳላኣብ ጎነይ ልነበሩ ሰባት ግን ምንም ኣይኮንኩን ሞባይለይ'ውን ከይወሰድዋ ተሪፎም ። ኣብታ ክባር ዋጋ ዝኸፈልናላ ዓዲ እንድሕር ብሰላም ዘይንነብርስ ናበይ ክንጠፍእ 😭 ናበይ ኸይድና ክንነብር ሐዝስ ጨነቐናኮ 😭 እዚ ነገር ኣብ ብዙሕ ሰብ እዩ ዝፍፀም ዘሎ ። በይዛኹም ዝምልከተኩም ናይ ፀጥታ ኣካላት ኣብዚ ጉዳይ እዚ ትኹረት ሂብኹም ተትሰርሐሉ በሃሊ እየ ።ከምዚ እንተቐፂሉ ግን ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ።    ስለኹሉ ገነር እግዚኣብሔር ይመስገን 🙏

About