@dollar27109: #cops #police #copsoftiktok

Dollar 💵
Dollar 💵
Open In TikTok:
Region: US
Friday 30 October 2026 17:13:58 GMT
928
6
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @dollar27109, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሚዛን ሓቀኛ ዓርኪ ኣብ ህይወት እሙን መሓዛ ወይ ዓርኪ ክህልወካ ዓቢ ጸጋ እዩ። ዋጋ ዕርክነት ምሕዝነት በቲ ቅኑዕ መግለጺኡ ክቡርን ኣገዳስን ምዃኑ ክፍለጥ ይግባእ።ኣብ ጽቡቅካን ሐጎሰካን ግዜ ጥራሕ ዝቀርበካ ፡ኣብ ግዜ ሽግርካ ጸገምካ ጭንቀትካ  ከኣ ዝርሕቀካ ዓርከ መሓዛ እንተ ሃልዩካ ግን ብፍቅርን ምርድዳእን ጸገሙ ነጊርካ ካብ መንገዲ ዕርክነት ወጺእካ ናብ ተራ ፈላጢኻ ከተውርዶ እዩ እቲ ፍታሕ።እዚ ማለት ብዘይ ቂምታ ሰላምታ ናይ ኣምላኽ ከይነፈግካ ማለት እዩ።ጸሊአዮ ኢልካ ሰላም ናይ ኣምላኽ ምኽላእ እሞ ዓቢ ጌጋ እዩ።ሎሚ ከም እንዕዘቦ ዘለና ዝተጨነቁ፡ ዝተነጸሉ ፡ ብጽሙዋ ዝተዋሕጡ ወገናት ኣለዉና ።ሰብ ንሰብ እዩ ዝደሊ ክንበጽሖም ጸገሞም ንምፍታሕ ካብ ሽግሮም ንምግልጋል ኣብ ጎኖም ክንኮነሉ ዝግባእ ሕጂ እዩ።ዕግበት ሕልና ሰብ ምስ ኮንካ ብ ሰብኣዉነት ምስ ሰራሕካ ዝርከብ ደስ ዝብል ስምዒት እዩ።ጸገምካ ዝነግረካ እንበር  መፍትሒ ክትረክብ ዘይድግፈካ  ሰብ ኣብ ዝበዝሓሉ ናይ ምስሉዩነት ዘመን ኢና ዘለና።ካብ ሰብ ከይተጸበና ነፍሲ ወከፍና እሙናት፡ለዋሃት፡ፈቃራት እሞ ንኹን ዕጋበት ህይወት ኣብኡ ክንረኽቦ ኢና።እሙናት ለዉሃት ኮይንና  አብ ጭንቀትን ሽግርን ንዘለዉ ወገናት እሞ ነደግፎም  ሓቀኛ ፈታዊ ኣብኡ ክንረኽቦ ኢና።ምኽንያቱ ሚዛን ሓቀኛ ዓርኪ ኣብ ሽግር እዩ ዝፍለጥ#tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #highlight #ብርጌድንሓመዱ #eritreantiktok #fypシ゚viral

About