Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@username2410182:
rein
Open In TikTok:
Region: PH
Saturday 07 November 2026 23:18:42 GMT
51771
14808
2
1109
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
Lee :
2026-11-08 10:01:06
1
sah^^ :
🥺🥺🥺
2026-11-08 09:46:49
0
To see more videos from user @username2410182, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#annabimuhammadurasulillah❤❤❤ #digitalimam #goviral #insecureties #1millionviews
ፃውዒት ህፁፅ ሓገዝ! ሰላምታ ናይ እግዚኣብሔር ይብፃሕኩም! ሎሚ እዚ መልእኽቲ እዚ ናባኻትኩም ብህጹጽ ነብጽሖ ዘለና ሓውና #ተወልደ_ብርሃነ_ሓጎስ ኣብ ከተማ ዓድዋ ብዝበጽሖ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ምኽንያት ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ስለዘሎ፣ ናይ ኩልኹም ህፁጽ ሓገዝ ስለዝደሊ እዩ። እዚ ጻውዒት እዚ ድማ ንነፍሲ ወከፍ ብሰብኣዊነት ዝግደስ ዜጋ ዝምልከት ሓፈሻዊን ህጹጽን ጻውዒት እዩ። #ምንጪ_ጸገም ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ዓድዋ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ድሮን ሓውና ተወልደ ብርሃነ ከቢድ መጉዳእቲ በጺሕዎ ጸኒሑ እዩ። #ሕክምናዊ_ኩነታት ብመጀመርታ ንክልተ ሰሙን ዛኣክል ኣብ ኣኩሱም ዩኒቨርስቲ ሪፈራል ሆስፒታል ክሕከም ጸኒሑ፤ ድሕሪኡ ናብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ሪፈር ተባሂሉ ንኣስታት ክልተ ሰሙናት ኣብ ከቢድ ናይ ሕክምና ክፍሊ (ICU) ክከታተል ጸኒሑ እዩ። ጽቡቕ ለውጥታት እናረኣየ ጸኒሑ ነይሩ። ይኩንዳኣምበር ንሕክምናኡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ፣ ብፍላይ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብነፋሪት (ፕለይን) ክለኣኽ ዘለዎ ህይወት ኣድሕን መድሓኒት ዋጋኡ ክባር ብምኳኑ እዩ (ንሓንቲ ጥራይ 30 ሽሕ ብር ን24 ሰዓት ጥራሕ እትከውን)፥ እዚ ድማ ካብ ዓቕሚ #ወላዲኡን ስድሩኡን ንላዕሊ ኰይኑ ኣሎ። በዚ ምኽንያት እዚ እቲ ወሳናይ መድሓኒት ብሕጽረት ገንዘብ ክዕንቀፍ ስለዝኸኣለ፣ ህይወት ሓውናን መሓዛናን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ። #ግዜ_ዘይህብ_ህጹጽ_ጻውዒት ሓውና ተወልደ ኣብ ICU ስለዘሎ ሓንቲ ደቂቃን ሰዓትን እውን ትርጉማ ንኩሉ ግልጺ እዩ፣ስለዝኮነ እውን ሕዚ እንገብሮ ሓገዝ ንህይወት ሓውናን መሓዛናን ካብ ሞት ንምድሓን ወሳናይ ተራ ይህልዎ። «ሓምሳ ሎሚ ንሓደ ሽክሚ ንብዙሓት ድማ ገይፂ» ከም ዝበሃል፣ ንሕና ሂወት ሓደ መንእሰይ ትግራዋይ ዘግድሰና ደቂሰባት ኣብ ውሽጢ ይኩን ደገ እንነብር ብወላዲኡ ብኣይተ ብርሃነ ሓጎስ ኣረጋዊ ዝተኸፈተ ናይ ንግዲ ባንክ ሒሳብ ብዝከኣለና መጠን ሓገዝን ቅልጡፍ ርብርብ ብምግባር ህይወት ሓውና ነድሕን ኢልና ንምሕጸን ኣለና። ባንክ፦ ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ (Commercial Bank of Ethiopia) በዓልዋና ሒሳብ፦ ኣይተ ብርሃነ ሓጎስ ኣረጋዊ (ወላዲ) ቁጽሪ ሒሳብ፦ 1000548113265 ቁፅሪ ስልኪ ተወልደ፦ 0942270659 (ደዊልካ ንኢፍሬም ወይ ንወላዲኡ ኣይተ ብርሃነ ሓጎስ ምርካብ ይከኣል)። ደቂ ትግራይ ፈተውቲ ፅቡቅን ኩልኩም ንመንእሰይ ተወልደ ብርሃነ እንድግፈሉ እዋኑ ሕዚ እዩ። ህይወት ሓውና ንምድሓን ንረባረብ፤ ናይ ሓገዝ ዓብዩን ኑኡሽተይን የለን እሞ ነፍሲ ወከፍና ብዘለና ዓቕሚ ንሕግዞ! ዝዓበየ ደገፍ ድማ ሰብ ብህይወት እንተሎ ኣብ ጸበባኡ ምድጋፍ እዩ። ፈጣሪ ሰሰናዩ ኩሉ ይሃቡክም!ካብ ሃንደበታዊ ሓደጋ ይከልልኩም! share እውን ሓገዝ እዩ!Share ንግበሮ!
Garrett the goat #garrettwilson #jets #nfl #football #nyjets
WESEECASE • Style meets protection.#s26ultra #s25ultra SP_3B3DA2Z+QJJ
How to be Accurate as a QB Follow Jesus #quarterback #viral #nfl #spiral #accuracy
#xh #xaykenhtiktok #fyp #virad #evogrand
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy