@o_robinsonlopburi: มือถือมงคล BRAND OPPO #oppo #ท้ายoppo #สวัสดีค่ะ

o_robinsonlopburi
o_robinsonlopburi
Open In TikTok:
Region: TH
Friday 13 November 2026 04:49:54 GMT
128
12
1
2

Music

Download

Comments

nice_club9
🧸nice_club🧸 :
😂😂😂
2026-11-13 06:14:45
0
To see more videos from user @o_robinsonlopburi, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

⚖️ ኣብቲ እትደልየሉን እትድለየሉን ጥራይ ኩን... (ብሰረት) ኣብቲ እትደልየሉን እትድለየሉን እምበር ኣብቲ በይንኻ እትደልየሉ ጥራይ ኮፍ ኣይትበል! እቲ ምድልላይ ብማዕረ እንተ ዘይኰይኑ እቲ ውጽኢት ናይ ክልቴኹም ክኸውን ኣይክእልን እዩ። ብዙሕ ግዜ ልቢ ዝጕሂ ኣብቲ ዘይድለየሉ ቦታ ተጸባያይ ጥራይ ብምዃን ግዜኡ ስለ ዝቐትል እዩ። ትጽቢት ከቢድ እዩ—እሞ ድማ እትደልዮ ንዘይትረኽበሉ ትጽቢት! ንሰብ ክትደልዮ ከለኻ ማዕሬኻን ክንዳኻን ድማ ንሱ ዘይደልየካ እንተ ዀይኑ እቲ ውጽኢት ልቢ ምቕጻል ጥራይ እዩ ክኸውን። ቀዲምካ እኳ እንተ ፈተኻ፡ ቀዲምካ እውን እንተ ደለኻ ምላሽ ናይቲ ምፍታውካን ምድላይካን እንተ ዘይረኺብካ ግን እቲ ውጽኢት ጓሂ፡ ሕማም፡ ጭንቀትን ሓሳብን እዩ! ስለዚ ዂሉ ግዜ ኣብቲ ብማዕረ እትደላለየሉ እምበር ኣብቲ ንስኻ ለማኒ እቲ ካልእ ተለማኒ እትዀነሉ ስፍራ ኣይትቐመጥ። ንስኻ ባሕሪ ምሉእ ምእንታኡ እናተሳገርካ ክነስካ ንሱ ግና ንእሽቶ ስንጭሮ እኳ ምእንታኻ ዘይሰግር እንተ ዀይኑ፥ ልክዕ ከም ኣብ ኲናት ምስ ጸላእትኻ ኣብ ሓደ መስመር ምስላፍ እዩ! ምናልባት ደላያይ ክትከውን ትኽእል ኢኻ፡ ምናልባት እውን ዝያዳ ፈታዊ ክትከውን ትኽእል ኢኻ፤ እንተዀነ ብውሕዱ ማዕሬኻ እኳ እንተ ዘይኰነ ፍርቂ ጕዕዞ ናይቲ ንስኻ እትጐዓዞ ዘይጐዓዝ ሰብ ምጽባይ ንሓደ ሰብ ከም ዝሞተ እናፈለጥካ ክመጸካ ከም ምጽባይ እዩ! ንስኻ ፈታዊ እምበር ምሩኽ ኣይኰንካን—ደላያይ እምበር ለማኒ ኣይኰንካን! ስለዚ ክትድለን ክትፍቀርን ዋጋ ክኽፈለካ ይግበኣካ እዩ! እዚ ዝኸውን ግን ግቡእካ ባዕልኻ እንተ ፈሊጥካ እዩ። -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ክብሪ_ነብሲ #ንቕሓት #ኮፒሊንክ

About