@kaathin09:

Thinn
Thinn
Open In TikTok:
Region: VN
Friday 13 November 2026 09:54:07 GMT
2
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @kaathin09, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሰናይ ንባብ ፡ ሓደ እዋን ሓንቲ ጭሩ ወቅቲ  ዝናብ ይመፅእ ስለ ዝነበረ እንቋቑሖኣ  ክትወልድን መፅለልን ክትረክብ ገዛ ትደሊ ንብረት ።🕊️       ስፍራ እናደለየት ከኣ ክልተ ኣግራብ ራኣየት ፡ እሞ          መዕቆቢ ክኾናኣ ክትሓተን ብምባል ናብአን ቀረበት ።🕊️                  ነታ ቀዳመይቲ ገረብ ቀሪብ ከኣ ኣብዚ ጨናፍርኪ ፡     ቤት ክሰርሕ ኣፍቅድለይ በለታ ።🕊️ እታ  ገረብ  ድማ  ኖኖ  ፍቓዴና  ኣይኮንኩን ፡    መለሰት ።     እታ ጭሩ ሓሪቓ ናብታ ካለአይቲ  ከደት ።🕊️            እታ ካልአይቲ ኣፍቀደትላ እሞ              ስፍራ ሰሪሓ እንቛቁሖኣ ወለደት ።🕊️ ድሕርዚ ሓደ ማዓልቲ ኣዝዩ ብርቱዕ ዝናብ  ስለዝመፅ  እታ ቀዳመይቲ ገረብ በቲ ውሕጅን ዝናብን  ካብ ዝነበረቶ ተመንቊሳ ዓነወት ።🕊️          ሽዑ እታ ጭሩ ናብታ ገረብ ቀሪባ          ብኣሽካዕላል ኣምላክ ናይ ኢድኪ እዩ ሂብኪ ፡         ንዓይ መዕቆቢ ስለዝኣበኽኒ እዩ ፡         እዚ ኩሉ ኣጋጢሙኪ በለታ ።         በቲ ፍፃሜ ድማ  ተሓጎሰት ።🕊️ እታ ገረብ ግን ፍሽክ ኢላ ነዚ ናይ ዝናብ ወቅቲ  ክሓልፎ  ከምዘይክእል ፈሊጠ ኔረ ስለዚ ሂወትክን ፡ ሂወት ደቅክን ኣብ ሓደጋ ከይኣቱ ኢለ እየ  ፍቓደና ዘይነበርኩ በለታ ።🕊️      ንሕና ከም ደቂ ሰባት ንኻልኦት ኣብ        ምፍራድ ሓደ ሓደ ግዜ ንቅልጥፍ ኢና ፡ ኣብ መብዛሓቲኡ ግዜ ነቲ ሰብ ወይ ፡ ወይ ድሕሪት ታሪኹ እንታይ ከም ዝሓለፈ ፡ ወይ እንታይ የጋጥሞ ከም ዘሎ እኮ ኣይንፈልጦን ኢና ።           ናይ ገለ ሰባት ሓሊዮት            ኣብ ውሽጦም እዩ ፡           ቀልጢካ ምፍራድ ዳሓር ሓቂ ምስ ፈለጥካ ፡          ጣዕሳ እዩ ትርፉ ። ጽቡቕካ  ሰብ ውን
ሰናይ ንባብ ፡ ሓደ እዋን ሓንቲ ጭሩ ወቅቲ ዝናብ ይመፅእ ስለ ዝነበረ እንቋቑሖኣ ክትወልድን መፅለልን ክትረክብ ገዛ ትደሊ ንብረት ።🕊️ ስፍራ እናደለየት ከኣ ክልተ ኣግራብ ራኣየት ፡ እሞ መዕቆቢ ክኾናኣ ክትሓተን ብምባል ናብአን ቀረበት ።🕊️ ነታ ቀዳመይቲ ገረብ ቀሪብ ከኣ ኣብዚ ጨናፍርኪ ፡ ቤት ክሰርሕ ኣፍቅድለይ በለታ ።🕊️ እታ ገረብ ድማ ኖኖ ፍቓዴና ኣይኮንኩን ፡ መለሰት ። እታ ጭሩ ሓሪቓ ናብታ ካለአይቲ ከደት ።🕊️ እታ ካልአይቲ ኣፍቀደትላ እሞ ስፍራ ሰሪሓ እንቛቁሖኣ ወለደት ።🕊️ ድሕርዚ ሓደ ማዓልቲ ኣዝዩ ብርቱዕ ዝናብ ስለዝመፅ እታ ቀዳመይቲ ገረብ በቲ ውሕጅን ዝናብን ካብ ዝነበረቶ ተመንቊሳ ዓነወት ።🕊️ ሽዑ እታ ጭሩ ናብታ ገረብ ቀሪባ ብኣሽካዕላል ኣምላክ ናይ ኢድኪ እዩ ሂብኪ ፡ ንዓይ መዕቆቢ ስለዝኣበኽኒ እዩ ፡ እዚ ኩሉ ኣጋጢሙኪ በለታ ። በቲ ፍፃሜ ድማ ተሓጎሰት ።🕊️ እታ ገረብ ግን ፍሽክ ኢላ ነዚ ናይ ዝናብ ወቅቲ ክሓልፎ ከምዘይክእል ፈሊጠ ኔረ ስለዚ ሂወትክን ፡ ሂወት ደቅክን ኣብ ሓደጋ ከይኣቱ ኢለ እየ ፍቓደና ዘይነበርኩ በለታ ።🕊️ ንሕና ከም ደቂ ሰባት ንኻልኦት ኣብ ምፍራድ ሓደ ሓደ ግዜ ንቅልጥፍ ኢና ፡ ኣብ መብዛሓቲኡ ግዜ ነቲ ሰብ ወይ ፡ ወይ ድሕሪት ታሪኹ እንታይ ከም ዝሓለፈ ፡ ወይ እንታይ የጋጥሞ ከም ዘሎ እኮ ኣይንፈልጦን ኢና ። ናይ ገለ ሰባት ሓሊዮት ኣብ ውሽጦም እዩ ፡ ቀልጢካ ምፍራድ ዳሓር ሓቂ ምስ ፈለጥካ ፡ ጣዕሳ እዩ ትርፉ ። ጽቡቕካ ሰብ ውን " ካብ ነብሱ የርሕቀካ እዩ ፡ ንዓኻ ክሕሸኻ ።🕊️🙏

About