@hienbot123: Miếng dán cổ vai gáy đã lắm nè. #Kplass #KaCong #MiengDanHongNgoai #MiengDanHoTroGiamDau #daucovaigay

Mẹ Rốt Gạo
Mẹ Rốt Gạo
Open In TikTok:
Region: VN
Tuesday 17 November 2026 02:03:35 GMT
115
2
0
2

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @hienbot123, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ፖለቲካዊ ባህሊ ህወሓት ንኹልና ክብሃል ብዝኽእል መልክዑ ፀልዪና እዩ።ህወሓት ማሕበረሰብ ዘልምስ ፖለቲካዊ ባህሊ እዩ ነይርዎ።  ካብ ፖለቲካዊ ባህሊ ህወሓት ሓደ ዝተዛብዐ ኣረኣእያ ስልጣን እዩ። ብመዝገበ ቃላት እንዳ ህወሓት ስልጣን ማለት እትግልገለሉ፣እትህፍትመሉ፣እትኽበረሉ ብራኸ እዩ። እዚ ኣተሓሳስባ እዚ ንኹልና ፀልዩና እዩ። እዚ ሕማቅ ኣተሓሳስባ ድማ
ፖለቲካዊ ባህሊ ህወሓት ንኹልና ክብሃል ብዝኽእል መልክዑ ፀልዪና እዩ።ህወሓት ማሕበረሰብ ዘልምስ ፖለቲካዊ ባህሊ እዩ ነይርዎ። ካብ ፖለቲካዊ ባህሊ ህወሓት ሓደ ዝተዛብዐ ኣረኣእያ ስልጣን እዩ። ብመዝገበ ቃላት እንዳ ህወሓት ስልጣን ማለት እትግልገለሉ፣እትህፍትመሉ፣እትኽበረሉ ብራኸ እዩ። እዚ ኣተሓሳስባ እዚ ንኹልና ፀልዩና እዩ። እዚ ሕማቅ ኣተሓሳስባ ድማ ""ኣብዚ መንግስታዊ ትካል ብሓላፍነት እንተዝቅመጥ፣እቲ ትካል ክዓብን ህዝባዊ ረብሕኡ ክሰፍሕን ክገብር ነይረ እዬ"" ዝብል ዘይኮነስ ""ብሓደ ጊዜ ክህፍትም ነይረ እዬ"" ዝብል ስነ-ልቦና ክንሕዝ ገይሩና እዩ። ኣብዚ ሰዓት እዚ ኣብ ብዙሕ ከተማታት ትግራይ መናእሰይ ናይዚ ሓድሽ ትውልዲ ተመሪፆም ናብ ስልጣን ይመፁ ኣለው።እዚ ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ዝተቃለስናሉን እዩ። ነገር ግን ፖለቲካዊ ባህሊ ማለሊት ዝፈጠረልና ፅዕንቶ ቀሊል ዝብሃል ስለ ዘይኮነ፣ካብቲ ኣተሓሳስባ ናይ ማለሊት ክንእለ ይግባእ። ስልጣን ህዝቢ እተገልግለሉ ዓቡዩ ሓላፍነት እዩ።ኣብ መላእ ከተማታት ትግራይ እትምረፁ ዘለኹም መናእሰይ ህዝባዊ ሓላፍነትኩም ብግቡእ ተዋፂእኹም ትግራይ ከም እተሰጋግርዋ እምነተይ ልዑል እዩ። ሰሰናዩ 🙏

About