@anhsangtrithuc1: 📘 MỞ MIỆNG LÀ NÓI ĐƯỢC TIẾNG TRUNG – Sang Trung Quốc đi làm, du học hay du lịch mà không biết tiếng Trung thì đến những việc đơn giản như hỏi đường, mua đồ ăn, gọi món hay đi khám bệnh cũng trở thành thử thách! Muốn hỏi một câu mà không biết nói thế nào, người ta trả lời thì chỉ biết đứng nhìn rồi gật đầu cho qua. Đây chính là cuốn Mở Miệng Là Nói Được Tiếng Trung, dành cho những ai muốn học giao tiếp tiếng Trung từ con số 0. Sách tổng hợp hơn 2.300 mẫu câu giao tiếp thông dụng thuộc 46 chủ đề thực tế như đi làm công xưởng, mua sắm, bệnh viện, ngân hàng, sân bay, thuê nhà, phỏng vấn xin việc và giao tiếp hằng ngày. Đặc biệt, mỗi câu đều có chữ Hán, phiên âm Pinyin, phiên âm bồi bằng tiếng Việt và nghĩa tiếng Việt đầy đủ. Người chưa biết tiếng Trung cũng có thể nhìn vào phiên âm bồi để tập nói theo, không cần phải thuộc hết mặt chữ ngay từ đầu. Sách còn tích hợp mã QR nghe phát âm, giúp bạn luyện nghe và nói thuận tiện hơn. Rất phù hợp với người mới bắt đầu, người chuẩn bị sang Trung Quốc làm việc, du học hoặc thường xuyên tiếp xúc với người Trung Quốc! #anhsangtrithuc1 #momienglanoiduoctiengtrung #tiengtrunggiaotiep #tiengtrungcongxuong #tiengtrungdilam

Ánh Sáng Tri Thức 📚
Ánh Sáng Tri Thức 📚
Open In TikTok:
Region: VN
Saturday 21 November 2026 08:00:00 GMT
3076
6
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @anhsangtrithuc1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

#እቲ_ኩቡር_ጸሊም_ኣልማዝ 🖤🎵 {ነፍሲሄር 🎤የማነ-ገብረሚካኤል
#እቲ_ኩቡር_ጸሊም_ኣልማዝ 🖤🎵 {ነፍሲሄር 🎤የማነ-ገብረሚካኤል "ባርያ"} "ባርያ" ልክዕ ከምዛ ሎሚ ካብዛ ዓለም ብሞት ካብ ዝፍለ 27 ዓመታት ጌሩ'ሎ…ብዛዕባ 27 ዓመታት ክንሓስብ ከለና ብጣዕሚ ብዙሕን ኣብ ሓደ ሂወት ክንደይ ለውጥታት ዝረኣየሉን ግዜ ሙዃኑ ነጋሪ ኣየድልየናን'ዩ…! እንተ ናይዚ ጸሊም ኣልማዝ ዝኾነ "ባርያ" ግን ግብረ-ሰናዩን ብደርፍታቱን ዜምኡን ጌሩ ዘማሓላለፎም መልእኽትታቱን መመሊሱ ይሕደሰካ…እቲ ሰናይ-ግብሪ'ኳ ጽቡቕ ጌሩ ዝሓለፈ ዝኾነ ዓይነት ሰብ ይኹን ዝተረሰዐ ስለ ዘየለ ግድን'ዩ ንዘንቲ-እለት ክዝከረሉ…! ብዛዕባ ደርፍታቱ ክንሓስቦ ከለና ግን ብጣዕሚ'ዩ ዘገርም…ቕድሚ እዚ ኹሉ ዓመታት ዝገጠሞን ዝደረፎን ኩነታት ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ሂወት ነቲ ዘለናዩ ሃዋህው ዝውክል ስርሓት ገዲፉ ከይዱ…! ንደርፍታቱ ብገለ ኣጋጣሚታት ኣብ ዝሰማዕናዮ ግዜ ነቲ ዘለናዮ ህሞት ይገልጹ ነዚ ዘለናዮ ሂወት ይድህስሱ…ክሳብ ነዚ ናይ ሕጂ ግዜ ድዩ ሓሲብዎ ዋላስ እንታይ ኢልካ ኣብ ነብሰ-ጥርጠራ ኢካ ትኣቱ…ንሱ ብሂወት ከሎ ቕድሚ 27 ዓመታት ዘይኮኑስ ሕጂ ቕድሚ 27 ደቓይቓ ዝተሰርሑን ዝተደረፉን ኮይኖም ይስምዑኻ…! ብፍላይ ምስ ናይ'ዚ ግዜ ገለገለ ስነ-ጥበባውያን ዝሰርሕዎ ስራሓት ከነናጻጽሮ ተፈቲና'ሞ…ትርጉም ስነ-ጥበብ ህልም ይብለካ በስ ምርዳእ የኣቤካ። ከም ገለ ንዝግጠሙ ግጥምታትን ንዝስርሑ ክሊፓትን ኣስተውዒልካ ተሰሚዕኻዮም ተሪእኻዮም ምግራምካ ኢኻ ትውድእ…እንታይ ኢዮም ዝገብሩ ዘለዉ ንምንታይ ኢዮም ሰሪሖሞ… ፍጹም ኢዩ ዘይርዳኣካ…ዝሰርሕዎ ስራሓት ንመን'ዮም ሰሪሖሞ…? ክሰርሕዎ ከለዉ'ኸ ስለምንታይ ሰሪሒሞ…? ግድን ኣብ ስክሪን ክራኣዩ ድዮም ዝሰርሕዎ ወይስ ገለ መልእኽቲ ከማሓላልፉ ኢዮም ዝሰርሕዎ መግለጺ ዝባሃል ኢኻ ዘይትረኽበሉ😐 ስነ-ጥበብ ማለት'ኮ ናይ ባዕሉ ክብሪ ዘለዎ ሓደ ዓቢ ሰንሰለት ናይ ሓደ ሕብረተ-ሰብ ኢዩ…ንኣብ ሩሑቑን ቐረባን ዘሎ ህዝቢ ንህሉው ኩነታት ኣለልዩ ዝገልጽን መልእኽቲ ዘማሓላልፍን እሙን ተላኣኣኺ ህዝቢ ኢዩ… ስነ-ጥበብ ማለት ናይ ማንም ውልቒ ኣይኮነን ሰራሕተኛ ህዝቢ ጓሳ ህዝቢ ኢዩ…ነዚ ዘይንፈልጥ ተኾይና ስለምንታይ ናብቲ ሞያ ቲፎ ናኣቱ…? እንታይ ክንገብር እንታይ ክንሰርሕ እንታይ ከነበርክት ኢልና ግድነት ምሕሳብ ከድልየና'ለዎ…!     ሓንቲ ስራሕ ብዝኾነ መንገድታት ንህዝቢ ዘይትጠቕም ተኾይና ስለምታይ ትቕዳሕ…? ናይ ህዝቢ ኣገልገልቲ ኢኹም'ኮ፣ ናይዚ ግዜ ኣገልገልቲ ኢኹም'ኮ…እቲ ትሰርሕዎ ስራሓት ናዓኹም ዋላሓንቲ ትርጉም የብሉን ነቲ ትዝርግሕሉ ዘለኹም ሕብረተ-ሰብ ኢዩ ትርጉሙ ስለዚ'ዩ ክኣ ስነ-ጥበብ ዝብሃል፣ ሳክት በቓ ተረኺባ ኢልካ ስንዕ ስንዕ ኣቢልካ ወዲእኻ ንኣእዛን ሰባት ኣጽሚምካ ንብዙሕ ካባኻ ዝጽበ ሰብ ኣብ ክንዲ ተንቕሖ ከተደንቑሮ ሃየንታ ኢዩ ይኣከ…! ዝኾነ መልእኽቲ ዘይብሉ ስነ-ጥበብ ዕድመ ዝባሃል የብሉን…ስለዚ ኢዩ ካኣ እቲ ስራሓቶም ኣይ ሰሙን ኣይ ወርሒ ካብ የእምሮ ነፍሲ-ወከፍ ቐልጢፉ ዝድምሰስ… ኖን ከም ናይ ባዓል "ባርያ" ብድሕሪኦም ንነዊሕ ክጸንሕስ፣ ጌና ንሶም ከይሞቱ እቲ ስራሓቶም ገዲፍዎም ይመውት…በዚ ምኽንያት ካኣ ስነ-ጥበብ ይህሰየና ኣሎ ዓገብ ስነ-ጥበብ ኣይታሃሰ…! ሰብ ሞያ ኾይንና ተኣቲናዮ ተዘካሪ ስራሕ ንስራሓሉ፣ ከምቶም ናይ ኩሉ ግዜ ተዘከርቲ ስነ-ጥበባውያኛ… ሓደራኹም!! "ባርያ" ኣብ ዝደረፎምን ዝዘየሞምን ስርሓቱ ኣብ ሂወት ደቒ-ሰባት ንዘጋጥሙ ኩነታት ዘይተንከፎ ኣሎ ክንብል ኣይንደፍርን ኢና… ገለ እስከ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ 👇 #ናይ_ስደት_ምረቱ መን ኣሎ ዝቐሰነ "ስደት" ዝመቐሮ እንጀራ ዕዳጋ ሓሞት ዘይመሮሮ…! መሪርና'ወ ናብራ ጸሊእናዮ ስደት ሓሳርን መከራን ምልማዱ ሲኢናዮ ወሪድና ደዪብና ዓቐብ ቑልቑለቱ ደኺምና ለፊዕና ከቢድና ጽዕነቱ በሊሕ ጸጸር ዘይርገጽ…ሩሱን ባይታ ሓመዱ ረመጽ ዓሻ ጎልጎል ዘየጽልል…ሙኹን ኮንቱ ዘየጽግብ ዘይድፈር ሙዉት ቓላይ…ዘየምውቕ ሃሳስ ጻሓይ ኣይተኻእለን መሪርና…ዑንቒ ኮይኑ'ወ ጸቢብና😢 #ንግዜ_ምቕይያሩን_ሓይሉን ዘመን ተቐዪርካኒ ስደተኛ ኮይነ ብስክፍታ ዝነብር ክሳደይ ኣድኒነ ሓሳብ ልቡ ዘይፍጽም ሰነድ መስተምሰሊ ዳተጎድአ ዝነብር ኣሰኪምካኒ ቕስሊ ካሓተካ'የ ኣነ መልሰለይ ዘመን ስለምንታይ ከሊእኻኒ ስኒት ፍቕሪ ሓበን ሰብኣዊ መሰለይ ክብረይ ቐንጢጥካዮ ሓሳርን መከራን ንዕዳጋ ኣውሪድካዮ መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ ሪኢቶ ዘይብሉ ኣይምረጽ ኣይመርጽ ኣይምረጽ…………………ኣይመርጽ ሓቒ'ዩ ኹሉ ዘረባኺ ዝኾነ ይርዳኣኒ'ዩ ኣይሳሓትክዎንን ኣነ ኣይረሳዕኹኽን እንታየ'ሞ ክብል ኩነታት ሒዝኒ ካብ ወዲ ሰብ ዝሕይል ! #ንፍቕሪ_ዕግበቱ ናይ ምንባር መኽሰብ "ፍቕሪ'ዩ" ዓቢ ግደ ስልማት ገዛ ህጻን ምስ ተወለደ ትርጉሙ ንሱ'ዩ ሂወት ብተስፋ ምንባር ቓልኪዳን'ውን እምነት'ዩ ምክብባር !! #ንሓድነት_ትረቱ ፈትሊ'ውን እንተኾነ ኣዝዩ ዝፎኾሰ ኣንበሳ'ዩ ዘኣስር ሓቢሩ ምስ ተፋሓሰ ትርጉም ዓወት ድማ ቐንዲ ሕመረቱ ኣሕዋት ተሓቢሮም ጸላኢ የባርሩ ! ኣይቐሰንካን'ወ ከማኻ ውን ኣነ ኣንታ ተንፋቐር ሓወይ ተንሳነ ምተፈትሐ ኔሩ ናይ ሓጹር ሰንሰለት ዝሰመረ የእዳው ግድን'ዩ ክዕወት ! ድምጽኻ'ዩ ህዝቢ ዘይዕገት ማዕበል እምብለይ እምብለይ ኣይግዛእን'የ በል ጥርናፈኻ ኢዩ ናይ ሓርነት ደወል #ንናፍቖት_ክብደቱ ከሜለኺ ዝናፍቐኪ ፍቕረይ ኣቤለሊ ዝናፍቐኪ ፍቕረይ እኽለ-ማይ ኣቢኒ ምስ ተረፍኩ ንበይነይ ኣይወግሕን ኢልኒ ጸቢብኒ ዓቕለይ መሬት ንርእሳ'ላ ክትወግሕ ምስ ክጽበ ኣሕሊፈዮ ጸልማት ባሓሳብ ተጎልቢበ ዋላ'ውን እንተኸድኩ ተቐጸልኩ መገሻ ኣይምሰልኪ ዘይናፍቕ ዘይዝከረኪ ዓሻ ልበይስ ምሳኺ'ሎ ማሓውረይ ተኸደ እንጀራ ኮይኑኒ'ምበር ብስራሕ ተገዲደ #ንሰላምን_ራህዋን_መቐረቱ ኣብ ሩሑቕ ኣብ ቐረባ ኣብ ስደት ዘለኻ ሓወይ ወዲ'ዓደይ ሰላም የውርደልካ !! ትርጉሙ ሂወት ካብ መሰረቱ እወ ምንባር'ዩ ትርፊ መቐረቱ ምንባር ግን ከም ሰብ ኣብ ገዛእ መሬቱ 👉ሰላም ዝረኸበ ራህዋ ቕሳነቱ👈 ኣነ'ውን ከም ሰበይ ከምኡ'የ ዝደሊ ደኺመ ለፊዐ ሲኢነ መጽለሊ…!! መቐረት ስድራ-ቤት ጥዑም ከይጸገብና ንኽጥዕመና ኣይኮነን ንሜደ ወጺና ዝመቐረ እዋን ማዓልታት ንእስነት ኣይተበለጽናሉን ተጎሪሽና ሂወት ምእንቲ ሰላም ግን…ምእንቲ ናጽነት ምእንቲ ሰላም ግን…ናይ ህዝብና ቕሳነት ኪኢልናዮ ኣለና እቲ ከርፋሕ ሂወት !! #ንመግዛእትን_ኲናትን_ክሳርኡ መግዛእቲ ዝፈጠሮ ራዕድን ሽበራን ጥሜት ዕርቓን ጽምኢ ውርደትን መከራን ኣርዑት መግዛእቲ ሓጺን ሰንሰለቱ መን ዘይጣዓመ ማሓዩር ቤት-ማእሰርቱ ኣደራዕ ጽፍዒት ተካል ዝንብራቱ ኣበደን መግዛእቲ ካብ ሱር መሰረቱ #ንናጽነት_እፎይትኡ ናጽነት ክብረት'ዩ ንዘልኣለም ዘይሃስስ ዘይድምሰስ ቐይሕ ደም ዘይውዳእ ዘይነጽፍ ቐላይ ሩባ ሂወት'ዩ ፈልፋሊ ጹሩይ ማይ…!! ---------------------- ክንደይ'ሞ ክባሃልን ክጻሓፍን'ዩ ዋላ ንስኻ ከማን ተገሊጽካ ዘይትውዳእ ፈልፋሊ ቐላይ ኢኻ !! ጸሊም ኣልማዝ ኣቦ ድኻታት ናዓኻ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ን ደቕኻን ስድራቤትካን ፈተውትኻን ስነ-ጥበብን ከኣ ጽንዓት ያሃብ ! ኩሉ ግዜ ተዘካሪ ኢኻ ወትሩ ኣብ ልብና 🖤 You will always be the best that ever lived in our heart's...!! We ❤ U....#LEGEND🎵 Rest In Peace ! Nov-05-1997_Nov-05-2024                                  #Charitey ❤

About