@flux.ian: Furries dancing at the HDCC fur meet 🕺💃 imagine being able to hate this, they look so adorable and sweet. 🥰 #HDCC #cardboard #box #furry #dancing

Fluxian
Fluxian
Open In TikTok:
Region: BE
Sunday 22 November 2026 12:21:22 GMT
2383
275
19
16

Music

Download

Comments

azzys.forest
゚。・*.゚☆S☆゚.*・。゚ :
I saw you Saturday evening at the booth! One of the crew members was showing me around, you are so cool <3 !(the random white haired cosplayer that looked most likely very lost lol)
2026-11-23 09:54:36
2
treinspotterdaso
Daso :
I SEE MYSELF, WITH THE BLAHAJ!!
2026-11-22 19:00:50
1
snailgirl_linde
Lindel_Loves_Snails_XD :
Saturday was so fun! it was my first comic-con and I will be going again
2026-11-24 14:53:33
1
jacobaf
springtrap :
boxfoxxxx hiyaaaaa
2026-11-23 10:09:48
1
sprout.the._floof
🍡Sprout🌱 :
LOVE ITTT
2026-11-23 08:17:02
1
floofyfox1998
🌿 Willow 🌿 :
2026-11-22 12:44:31
1
josalyn_cosplayyy
꧁🎸𝓙𝓸𝓼𝓪𝓵𝔂𝓷¹⁴³꧂ :
@🐾 GhOsT 👻 jou gespot😭😭
2026-11-23 09:05:51
2
vixenworlds
Vixen :
@♡⊹˚₊ 𐌑ⅈ𝔫𝘁ყ ✧:・゚✧ i c ya
2026-11-22 15:40:48
2
greenridernl_thijs
GreenRiderNL_Thijs :
@Vixen jij staat er ook op😂 goed opletten
2026-11-22 15:39:20
2
dyelain_
🐾 Kay 🐾 :
@☆*:.。.Leafy .。.:*☆
2026-11-22 12:27:00
1
meneerpassievrucht
MeneerPassievrucht 🦄🦄 :
@🐾 GhOsT 👻
2026-11-22 14:04:20
1
To see more videos from user @flux.ian, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🇺🇸 ንወዲ 7 ዓመት ቈልዓ ኣፉ ብሳሙና ክሓጽብ ዝፈተነ ውልቀሰብ ተኣሲሩ። 🟤 ኣብ ክፍለ ሃገር ኢንዲያና፡ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ዳንኤል ሽርገን እተባህለ ወዲ 34 ዓመት ሰብኣይ፡ ንሓደ ሕማቕ ቃል እተጠቐመ ቈልዓ፡ ኣፉ ብሳሙና ክሓጽቦ ፈቲኑ ተባሂሉ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ። 🚔 🔹 ዳኒኤል ኣብ ነሓሰ 2026 ምስ ኣፍቃሪቱን ኣርባዕተ ቈልዑን ብመኪና ይጐዓዝ ነይሩ። 🚗 🟤 እቲ ብድሕሪት ኮፍ ኢሉ ዝነበረ ቈልዓ ንኻልእ ቈልዓ ስለ ዝሃረ*ሞ፡ ዳንኤል፡
🇺🇸 ንወዲ 7 ዓመት ቈልዓ ኣፉ ብሳሙና ክሓጽብ ዝፈተነ ውልቀሰብ ተኣሲሩ። 🟤 ኣብ ክፍለ ሃገር ኢንዲያና፡ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ዳንኤል ሽርገን እተባህለ ወዲ 34 ዓመት ሰብኣይ፡ ንሓደ ሕማቕ ቃል እተጠቐመ ቈልዓ፡ ኣፉ ብሳሙና ክሓጽቦ ፈቲኑ ተባሂሉ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ። 🚔 🔹 ዳኒኤል ኣብ ነሓሰ 2026 ምስ ኣፍቃሪቱን ኣርባዕተ ቈልዑን ብመኪና ይጐዓዝ ነይሩ። 🚗 🟤 እቲ ብድሕሪት ኮፍ ኢሉ ዝነበረ ቈልዓ ንኻልእ ቈልዓ ስለ ዝሃረ*ሞ፡ ዳንኤል፡ "ግደፍ!" ምስ በሎ፡ ወዮ ቈልዓ፡ ንዳንኤል ብዕሉ*ግ ቃላፍ ብምጥቃም ጸሪፍዎ። 🔹 ዳንኤል ድማ፡ "ኣብዚ ዲና ተባጺሕና!" ብምባል ተቘጢዑ። 🟤 መኪናኡ ኣብ ኣፍደገ ሓደ Dollar General እተባህለ ድኳን፡ደው ብምባል፡ ንኣፍቃሪቱ ሳሙና ክትዕድግ ሓተታ። 🧼 🔹 ኣፍቃሪቱ ሳሙና ሒዛ ምስ ተመልሰት፡ ዳንኤል ርእሲ እቲ ቈልዓ ናብ መንበር እታ መኪና ብምልጋዕ ነቲ ሳሙና ኣብ ኣፉ ከውትፈለሉ ከም ዝፈተነ ይግለጽ። 🟤 እቲ ቈልዓ ግና ኣፉ ኣጽኒዑ ብምዕጻው፡ ኣፉ ምኽፋት ኣብዩ። 🔹 ብድሕሪኡ እቲ ቈልዓ ወዲ ኣእውዩን በኽዩን። 😢 🟤 እቲ ቈልዓ ክከላኸል ኣብ ዝፈተነሉ፡ ኣብ ግንባሩ ንእሽቶ ማህረምቲ ስለ ዘጋጠሞ ደም ከፍስስ ጀሚሩ። ኣብ ጥቓ እዝኑ ገጹን እውን ንእሽተይ ሕበጥ ኣጓኒፍዎ። 🔹 እታ ኣፍቃሪት ዳንኤል፡ ነቲ ደም እቲ ቈልዓ ደው ንምባል ናብቲ ድኳን ተመሊሳ፡ ችረቶ/tape ዓዲጋ። 🟤 ፖሊስ ከምዚ ዓይነት ፍጻመ ፈለማ ከም ዘይኰነ፡ ቅድሚኡ እውን ዳንኤል ኣብ ኣፍ እቲ ቈልዓ ሳሙና ኣእትዩ ከም ዝነበረ ይገልጹ። 🔹 ዳንኤል ንፖሊስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ ቈልዓ ናይ ባህሪ ጸገም ከም ከም ዘለዎን ንኻልኦት ህጻናት ብምውቃዑ ካብ ቤት ትምህርቲ ከም እተሰጐን ገሊጹ። 🟤 ፖሊስ ንዳንኤል ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ብምእታው ብዘቤታዊ ዓመ*ጽ ክሲ መስሪቶምሉ ኣለዉ። ⚖️ 🔹 ዳንኤል $ 750 ዶላር ዋሕስ ድሕሪ ምኽፋሉ ተፈቲሑ። 💵 🟤 ን 6 ጥሪ 2027 ናብ ፍርዲ ክቐርብ እዩ። ገበነኛ ኰይኑ እንተተረኺቡ፡ ክሳዕ ክልተ ዓመትን ፈረቓን ማእሰርቲ ክቕጻዕ ይኽእል እዩ። 🟤 ፖሊስ፡ ዳንኤል ምስቲ ቈልዓ ብኸመይ ከም ዝዛመድ ኣይገለጹን ዘለዉ። 🔹 ደቂ ዓበይቲ፡ ንስኻትኩምከ እንታይ ትብሉ፧ እንታይ ርእይቶኹም፧ 🤔 ✍️ Goitom Tesfai Gebreslasie

About