@hang_toyotaanthanh: Em thấy anh bên cô ta… Nhưng đừng bỏ mặt em Hằng cùng với Veloz Top đang được ưu đãi lên tới 200% LPTB Giá xe chỉ còn 530Tr Gọi 0906719094#velo #toyotaveloz #xuhuong#toyotaanthanhfukushima #mpv

Hằng ToyotaFukushima0906719094
Hằng ToyotaFukushima0906719094
Open In TikTok:
Region: VN
Tuesday 24 November 2026 12:39:03 GMT
619
18
2
0

Music

Download

Comments

vanminhsang8
cốc trà thư :
🥰🥰🥰
2026-11-24 14:02:48
1
To see more videos from user @hang_toyotaanthanh, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

እታ መርከብ ኣብ ኢድካ እያ፤ መራሒኣ እውን ንስኻ ኢኻ። ከመይ ጌርካ ከም እትመርሓን ናበይ ከም እትወስዳን ምፍላጥ ኣብ ኢድካ እዩ ዘሎ። እንተተጠቒምካሉ ክጠቕመካ እዩ፤ እንተዘይተጠቒምካሉ ድማ ንስኻ ኢኻ ትጉዳእ እሞ፡ ነዚ ኣይትረስዕ! ብዙሓት ሰባት ኣብ ጕዕዞ ህይወቶም ዝተዓንቀፉ፡ ንትማሊ፡ ንሎሚን ንጽባሕን ብግቡእ ሰሪዖም ስለ ዘይተጠቕሙሎም እዮም። ገሊኦም ኣብቲ ናይ ትማሊ ጌጋን ጣዕሳን ተኣሲሮም ይተርፉ፤ ገሊኦም ድማ ሎሚ ከይሰርሑ ብዛዕባ ጽባሕ ጥራይ እናሓለሙ ግዜኦም የሕልፉ። ትማሊ ዝሓለፈ እኳ እንተ ዀነ፡ ንዓኻ ግን ዓቢ ቤት ትምህርቲ (ተመኩሮ) እዩ! እቲ ዝወደቕካዮ፡ እቲ ዝተጋገኻዮን እቲ ዝተዓወትካዮን ኵሉ፡ ነቲ ናይ ሎሚ ስጕምትኻ መምሃሪ ዝኸውን ስንቂ እዩ። ሎሚ እታ ኣብ ኢድካ ዘላ እንኮ መድረኽ ተግባር እያ! ነቲ ካብ ትማሊ ዝቐሰምካዮ ጥበብ ኣብ ግብሪ እተውዕለላን ሓድሽ ነገር እትፍትነላን መዓልቲ ሎሚ እያ። ሎሚ ከይፈተንካን ከይሰራሕካን እትጽበዮ ጽባሕ፡ ባዶ ሕልሚ ጥራይ እዩ ዝኸውን! ስለዚ፡ ነቲ ኣብ እግርኻ ዘሎ ከውሒ ተመኩሮ (ትማሊ) ረጊጽካ፡ ብናይ ሎሚ ጻዕርን ፈተነን ተሰኒኻ፡ ናብታ ብርሃን ጸሓይ ዝወጸላ ጽባሕ ንቕድሚት ሰጕም! ክትገብሮ ዝግበኣካ ግበር፤ ከመይ ከም እትገብሮ ፍለጥ። ውጽኢት ድሕሪ ስራሕ እዩ ዝመጽእ እሞ ቅድም ስራሕ! -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ተመኩሮ #ንቕሓት #ኮፒሊንክ

About