Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@itss_p.ky: jumpscare
ꉣ🐧
Open In TikTok:
Region: IT
Thursday 26 November 2026 10:25:13 GMT
109
0
0
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0.11MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0.11MB
)
Watermark .mp4 (
0.13MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @itss_p.ky, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Lama lama ni lagu terngiang ngiang juga😭 Semua lagu yang dibawain Naykilla emang bkin candu 🙏🏻🙏🏻
Nếu bạn đang yêu thích một note hương nào đó, có thể video này sẽ giúp được bạn ☺️ #nuochoanam #nuochoa #apaniche
Day24/100 Just a little bag magic Shop these bag and more, for inquiries send @Roosluxury a DM #joebtotheworld #mazimize #sales #goviral
Women can draw pictures Quickly
🚫 እቶም ክትእመኖም ዘይብልካ 6 ዓይነት ሰባት! (ብሰረት) ንኽፉእ ምቘዋም እምበር፡ ምስ ክፉእ ምንባር ግዴታ የብልካን! ምሕዝነት ምርጫ እዩ። ምስ መን ከም እትመሓዞ ብቐንዱ ኣብ ናትካ መረዳእታን ሰናይ ድሌትን ዝምርኰስ እዩ። እንተዀነ ግን፡ እዞም ዝስዕቡ 6 ዓይነት ሰባት ካብ ዝርዝር ምሕዝነትካ ምእላይ ቀዳማይ ዕዮኻ ክኸውን ይግባእ፦ 1. ኵሉ ግዜ ዝዕንቅፈካ ሰብ (The Saboteur)፦ እቲ ኵሉ ግዜ ንዓኻ ንምዕንቃፍ ዝጽዕር ወይ ዝፍትን፡ ዝተፈላለዩ ምኽንያታት እናደረደረ መንገድታትካ ንምዕጻው ዝተግህ ሰብ፥ እዚ እቲ ክትእመኖ ዘይብልካ ጸላኢ ህላዌኻ፡ ምዕባለኻን ዓወትካን እዩ። ነዚ ዓይነት ሰብ ካብ ጥቓኻ ኣርሕቆ። 2. ከም ዝሓልየልካ ዘምስል (The Two-Faced)፦ ብዛዕባኻ ጽቡቕ ዝምነን ዝሓልየልካን መሲሉ ዝቐርብ፥ እንተዀነ ግን ብድሕሪ መጋረጃ ንውድቀትካ ዝዓዪ ሰብ፥ እዚ እቲ ክፉእ ናይ በረኻ መርዛም ተመን እዩ እሞ ነዚ ሰብ እዚ ኣለልዮ! "ዝብሎን ዝገብሮን ይቃደዉዶ ኣለዉ፧" ኢልካ ኩሉ ግዜ ሕተት፡ ኣረጋግጽ! 3. እናሰሓቐ መርዚ ዝተፍእ (The Passive-Aggressive)፦ ሒዝዎም ዘሎ መርዛማውያን ሓሳባት ብሓውሲ ሰሓቕን ዋዛን ኣምሲሉ ከዀልሰካ (ከሕስረካ) ዝፍትን ሓደገኛ ሰብ፥ እዚ እቲ ካብ ህይወትካን ከባቢኻን ክርሕቕ ዘለዎ፡ "ይጽነሓለይ" ዘይበሃሎ ሰብ እዩ። እዚ ዓይነት ሰብ ብውሽጣዊ ስምዒትካን ልብኻን ዝጻወት፡ "እፈትወንን እሓስበለይን እዩ" ኢልካ ንኽትሓስብ መርዛም ቃላቱ ብሽኰር ነስኒሱ ዘቐብል፡ ውሽጡ ግና ብኽፍኣት ዝመልአ እዩ። ኣብ ከምዚ ዓይነት ሰብ ዘይምድንጋጽ ድሕነት ህይወትካ ምዃኑ ኣለሊኻ ብእዋኑ ክትነቕሓሉ ኣገዳሲ እዩ። 4. ቃሉን ግብሩን ዘይሳነ ሰብ (The Hypocrite)፦ ዝዛረቦ ካልእ ዝገብሮ ድማ ካልእ ዝዀነ ሰብ መካይድኻ ኣይኰነን። እሙን ዓርኪ መስትያት እዩ፤ እቲ ንስኻ ዘይረኣኻዮ ጐደሎኻ ዝመልእ፡ ንጽቡቕካ ዝሰርሕ እዩ። እቲ ሕቡእ ጸላኢ ግና ናትካ ነገር ግዲ ስለዘይብሉ፡ ንዕንወትካ ስለዝጽዕር ክገብሮም ዘይክእል መብጸዓታት እናኣተወ ግብሩ ግና ንውድቀትካ እዩ። እዚ ዓይነት ሰብ ዘይጭበጥ ሕልሚ እዩ፤ ጥዑም ኣርእዩ እሾኽ ዘዀልስ። ስለዚ ካብዚ ዓይነት ሰብ ነብስኻ ሓሉ! 5. ዘይሓላፍነታዊ ሰብ (The Blamer)፦ ንዓኻ ምኽሳስ ፈትልን መርፍእን ዘላግብ፥ ንባዕሉ ግና ሓላፍነት ዘይወስድ፡ ኣብ ዝገብሮን ዝብሎን ዘይሓላፍነታዊ ብዝዀነ ኣጋጣሚ ንኻልኦት ተሓተቲ ክገብር ዝጽዕር ሰብ፥ እዚ ዓይነት ሰብ ተበላጽን ክፉእን ስለዝዀነ ካብኡ ምርሓቕ ናይ ጽድቂ ጉዕዞ ገይርካ ውሰዶ። ሓያል ሰብ ጌጋኡ ዝፈልጥ፡ ሓላፍነቱ ዝስከም፡ ባዕሉ ብዝገበሮ ጌጋ ንኻልኦት ግዳይ ክገብር ዘይጽዕር እዩ። ሓላፍነታዊ ምዃን ብቐንዱ ምሉእነት ዕቤት ናይ ሓደ ሰብ እዩ። ሓደ ሰብ ሓላፍነት ክወስድ ዘይክእል እንተዀይኑ "ምሉእ ሰብ እየ" ምባል ዕሽነት እዩ፤ ምሉእ ሰብ ምሉእነቱ ዘርእይ ሓላፍነቱ ብምስካም እምበር፡ ካብ ሓላፍነቱ ብምህዳም ኣይኰነን! 6. ሓላይ መሲሉ ዝቐርብ (The Doubter)፦ ኣስተውዕል! ሓላይ እዩ ዝመስል እምበር ሓላይ ኣይኰነን። ምምሳልን ምዃንን በበይኑ እዩ! እዚ ሓላይ ዝመስል ተዋሳኢ ሰብ፥ ንዓኻ ዝሓልየልካን ዝግደሰልካን መሲሉ፡ ረቐቕቲ ሜላታት ተጠቒሙ ናይ ምጥርጣር ዘርኢ ኣብ ውሽጥኻ ዘቐምጥ ሓደገኛ ሰብ እዩ። እዚ ሰብ እዚ ካብቶም ካልኦት ፍልይ ዘብሎ፥ ረቂቕ ሜላታት ተጠቒሙ ኣብ ውሽጥኻ ናይ ጥርጣረ ዘርኢ ክዘርእ ዝኽእል ምዃኑ እዩ። ስለዚ ካብዚ ዓይነት ሰብ ምርሓቕ ግዴታኻ እዩ። ምስ መን ከም እትመሓዞ ምፍላጥ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ተጸጊዕኻዮ ዘለኻ ሰብ ተመን ድዩ ርግቢት ምፍላጥን ምምርማርን ናትካ ግደ እዩ። ምኽንያቱ ዓርኪ መስትያትካ ከም ምዃኑ፥ ምስሊ ህይወትካ ጥራይ ዘይኰነ ቅርጺ ኣካይዳኻ እውን ዝቐልስ ናይ ቀረባ ሰብ እዩ። ምሉእ ልብኻ ሂብካ እትጽግዖን እትቐርቦን ብምዃኑ፡ ኣእዛንካ ድምጹ ንምስማዕ ክፉታት ስለዝዀና፥ ከታልለካን ክጠቕመካን ዘለዎ ተኽእሎ ኣዝዩ ዓቢ እዩ። ስለዚ ምስ መን ትቐርብ፧ ንመን ትኣምን፧ ብምስትውዓል ግበሮ! -ዘፍጥረት #ሰረት #kidanzelam #ትምህርቲ_ህይወት #ተኣማንነት #ምሕዝነት
Kikilu remix🎭💃🏻 . #remix #djremix #dugem #dugemparty #fengtau #fengtautechno #dugemremix #kakigoyang #beat #nonstop #soundfyp
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy