@hyy13257905: #kulipabrik #anakrantau #jakartautara #fyp

jonaa
jonaa
Open In TikTok:
Region: ID
Sunday 25 October 2026 14:29:11 GMT
21695
2464
4
108

Music

Download

Comments

shintyaputryy
shintyaa :
2026-10-26 13:12:47
0
alfian_permana_a
343 :
aku entek trs mas Ra tau entok ✌️
2026-10-31 18:03:04
0
masddhin27
Masddhinrffndra :
2026-10-27 05:28:10
0
ijjall1l
Bungsuu03 :
2026-10-29 13:43:43
0
To see more videos from user @hyy13257905, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

❤️ ፍቕሪ... (ብሰረት)
❤️ ፍቕሪ... (ብሰረት) "ፍቕሪ ማለት ሓደ ሰብ ኣብ ጎንኻ ምህላው ጥራይ ዘይኰነ፥ ኣብ ልብኻ ሰላም ክፈጥር ምኽኣሉ እዩ። ፍቕሪ ብብዙሕ ቃላት ዝልካዕ ዘይኰነ፥ ብግብርን ብተኣማንነትን ዝግለጽ እዩ!" ፍሉይ ሰብ ስለዝዀንካ ኣይኰንካን እትፍቀር፤ ፍሉይ ስምዒት ስለ እተውህብ እምበር! ትርግታ ልቢ እትትንክፍ፡ ናይ ውሽጢ ህዋሳት እትመልእ ስለዝዀነ እዩ ፍሉይነትካ። ቃላትካ ተራ ቃላት ዘይኰኑ፥ ኣብ ውሽጢ ኣትዮም ዘስምዑ፡ ዝቕይሩን ትርጉም ዝህቡን ስለዝዀኑ ኢኻ ካብ ኵሉ ሰብ ዝተሓረኻ። ውሑድ ተዛሪብካ ክንስኻ ብዙሕ ተስምዕ፤ ውሑድ ኢልካ ክነስኻ ብዙሕ ተድምዕ! ቃንዛ ተህድእ፡ ንልቢ ትጽግን፡ ኣብ ኣእምሮ ድማ ህድኣት ትፈጥር ስለዝዀንካ እዩ ካብ ኵሉ ሰብ እተመረጽካ። እዚ እዩ ቋንቋ ፍቕሪ፤ ብዙሕ ምዝራብ ዘይኰነስ፡ ንእሽቶ ግብሪ እዩ ዝደሊ። ህላዌኻ ትርጉም ዘለዎ፡ ቃላትካ ድማ ኣድማዕነት ዘለዎ ክኰውን፥ በቲ ናይ ሓቂ ፍቕሪ በቲ ናይ ሓቂ ስምዒት ቅረብ። እዚ እዩ እቲ ፍቕሪ ዝደልዮ፤ ብዙሕ ዋጋ ዘይኰነስ፡ ንእሽቶ ተኣማንነት ጥራይ! -ዘፍጥረት #ሰረት #kidanzelam #ትምህርቲ_ህይወት #ፍቕሪ #ማእከላዊ_ኣቕዋም

About