@philippsmallz7: @Samra #@dardan #dardan #samra #berlin

philippsmallz
philippsmallz
Open In TikTok:
Region: DE
Tuesday 27 October 2026 07:22:16 GMT
2013
130
1
15

Music

Download

Comments

sven2987
Sven♉857🇩🇪 :
🔥🔥🔥
2026-10-27 17:41:39
0
To see more videos from user @philippsmallz7, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🔴ጽባሕ ረቡዕ 21 ጥቅምቲ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2026 ብ ናይ ዉልቂ ናይ ግዜ ዉድድር ክጅምር እዩ። ☞ኤርትራዊ ኮኾብ ተቀዳዳማይ 🇪🇷ዳኒኤል ተክለሃይማኖት ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ዓበይቲ ናይ ዉልቂ ናይ ግዜ ዉድድር እቲ እንኮ ኣፍሪቃዊ ተቀዳዳማይ ንኣርባዕተ ተኸታታሊ ግዜ ብምዕዋቱ  ክብረወሰን ሒዙ ይርከብ።  ☞ሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ኤሪትራ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ዓበይቲ ናይ ዉልቂ ናይ ግዜ ዉድድር ኣብ ታሪኻ ን ሽድሽተ ግዜ ብተቀዳዳምቲ 🇪🇷ዳኒኤል ተክለሃይማኖት (2010,2011,2012,2013), 🇪🇷ሜሮን ተሸመ(2017),🇪🇷መኽሰብ ደበሳይ (2018) ተዓዊታትሉ ምንባራ ይዝከር። ☞ሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ኤሪትራ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ዓበይቲ ናይ ዉልቂ ናይ ግዜ ዉድድር ንመወዳእታ ግዜ ኣብ 2018 ብ ተቀዳዳማይ 🇪🇷መኽሰብ ደበሳይ ተዓዊታትሉ ምንባራ ይዝከር። ☞ሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ኤሪትራ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ትሕቲ 23 ዓመት ናይ ዉልቂ ናይ ግዜ ዉድድር ኣብ ታሪኻ ን ክልተ ግዜ ብተቀዳዳምቲ 🇪🇷ዳኒኤል ተክለሃይማኖት (2010), 🇪🇷 መርሃዊ ቁዱስ (2015) ተዓዊታትሉ ምንባራ ይዝከር። ☞ሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ኤሪትራ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ጅንዮር ናይ ዉልቂ ናይ ግዜ ዉድድር ኣብ ታሪኻ ን ሰለስተ ግዜ ብተቀዳዳምቲ 🇪🇷ቢንያም ግርማይ (2018), 🇪🇷 ኣኽሊሉ ኣረፋይነ (2022), 🇪🇷ኬቨን ተኽለማርያም (2024) ተዓዊታትሉ ምንባራ ይዝከር። #🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷forever💚❤💛💙 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #cycling #eritrea #50millionviewsvideo

About